ሃገረ የመን፡ ንፈለማ ግዜ፡ ክታበት ኮቪድ-19 ብመንገዲ ግሎባል ኮቫክስ ምርካባ ተገሊጹ። ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ፡ መንግስቲ የመን፡...
ኣህጉራዊ ዜና
ሃገረ ግብጺ፡ ንምዕጋት መርከብ ኤቨርግሪን ኣብ መትረብ ስዌዝ ኣመልኪታ ወግዓዊ መርመራ ከም ዝጀመረት ቢቢሲ ሓቢሩ። ኣማኻሪ በዓልመዚ...
ኣብ ትግራይ፡ ከባቢ ማሕበረ ዴጎ ዝተባህለት ዓዲ፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ከም እተኻየደ ቢቢሲ ብመርትዖታት ምርግጋጹ...
ወዲ 71 ዓመት፡ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን፡ ሆርስት ሲሆቨር፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበትክ ክውጋእ ከምዘይደሊ...
ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለዉ ዜጋታት፡ ብቕልጡፍ ክኽተቡ ከምዘለዎም፡ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ጸዊዑ።ኣብዚ እዋን ዝረአ ዘሎ መስርሕ ዝርጋሐ...
ሱዳን ነቶም ብ 1998 ኣብ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ዝርከቡ ኤምባሲታት ኣመሪካ ብመጥቃዕቲ ቦምብ ግዳያት ዝኾኑ ሰባት ናይ...
ኣብ ከተማ ራዋልፒንዲ፡ ናዕበኛታት፡ ሚእቲ ዓመት ዘቚጸረ ቤተ መቕደስ ሂንዱ ኣዕንዮም ካብቲ ቦታ ምህዳሞም ፖሊስ ፓኪስታን ገሊጾም።...
ኣብ ልዕሊ ክሊ ዕድመ 12 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዘለዉ ቆልዑ ዝተኻየደ ፈተነ ክታበት ኮቪድ-19፡ ጽቡቕ ውጽኢት...
ኣብ ወርሒ ጥሪ፡ ኣብ ጽንብል መርዓ እናሃለዉ 19 ሲቪላውያንን ሰለስተ ዕጡቓትን ብደብዳብ ነፈርቲ ፈረንሳ ከም ዝተቐተሉ፡ መርመራ...