ኣህጉራዊ ዜና
ሓይልታት ፈደራል ንምሕጋዝ ካብ ወርሒ ሕዳር 2020 ጀሚሩ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ ብህጹጽ ክወጽእ ሕጂ’ውን ኣምባሳደር...
ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፡ ኣብ ኬንያ ጾታዊ መጥቃዕቲ ብ 92% ምውሳኹ ጸብጻባት መንግስቲ ኬንያ ኣመልኪቶም። ብፍላይ ኣብ...
ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ እቲ ንስልጣን ፕረዚደንት ሶማል፡ መሓመድ ፎርማጆ፡ ንምንዋሕ ዝተወስደ ስጒምቲ፡ ከም ዝዂንኖ ብምግላጽ በዚ ውሳነ ንዝተፈጥረ...
ትማሊ ሮቡዕ፡ ካብ ገማግም ትሪፖሊ፡ ሊብያ፡ ከምዝተበገሳ ዝንገረለን፡ ሓንቲ፡ 130 ሰባት ዝጸዓነት ናይ ጎማ ጃልባ፡ ሓንቲ፡ 40...
ወዱ ን መዋቲ እድሪስ ደብዒ ስልጣን ምጭባጡ፡ ናይጀርያ፡ ከም እትቕበሎ ኣፍሊጣ። እዚ ኲነታት ኣብ ሃገረ ቻድ፡ ከቢድ...
ሃገረ ዓዲ እንግሊዝ፡ ክሳብ ዕለት 14 ሚያዝያ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ 21.2 ሚልዮን ካብ ዜጋታታ፡ ክታበት ኣስትራ ዘነካ...
ሃገረ ጀርመን፡ ካብ ወርሒ ሰነ ጀሚራ፡ ንኹሎም በጽሕታት፡ ክትከትብ መደብ ኣውጺኣትሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ምስ ሩስያዊ ኩባንያ...
ሰራዊት ኤርትራ፡ ካብ ትግራይ ከም ዘይወጸ፡ ቤት ጽሕፈት ጒዳይት ወጻኢ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንክወጽእ...