ክልተ ኣድማ ዝገበሩ መካኒካት ቴስላ ምስ ሬድዮ ኒውስ ሽወደን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ እቲ ዝካየድ ዘሎ ኣድማ ንነዊሕ...
ኣህጉራዊ ዜና
ብዙሓት ፊንላንዳውያን፡ እንግሊዝኛ ብዋጋ ቋንቋ ፊንላንድን ሽወደንን ዝሰፍሐ ቦታ ክረክብ እዩ ዝብል ፋዕራ ከም ዘይብሎም ብኦማ ኪየሊ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን (ፒኤስ) ኣብ ሩስያ 10 ሚልዮን ሕጋዊ ሰነዳት ዘይብሎም ስደተኛታት ከምዘለዉ ዝሃበቶ ሓበሬታ...
ሽወደን ክረምታዊ ኦሎምፒክ 2030 ኣይከተአንግድን እያ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ሽማግለ ኦሎምፒክ ትማሊ ነዚ ውሳነኡ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣብ ክንድኡ ፈረንሳ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን ትማሊ ሰሉስ ኣብ YLE A-studio ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ መንግስቲ ንመላእ ምብራቓዊ ዶብ...
መንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ፔተሪ ኦርፖ (ኤንሲፒ) ኣብ ዶብ ፊንላንድን ሩስያን ካብ ዓርቢ 24 ሕዳር ጀሚሩ ሰለስተ ተወሳኺ...
ፊንላንድ ምስ ሊትዋንያ ብምትሕብባር ብዓለምለኻዊ ፈደረሽን ኩዕሶ ሰኪዔት (FIBA) ኣብ 2027 ዝካየድ ሻምፕዮን ኩዕሶ ሰኪዔት ደቂ ኣንስትዮ...
ኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ጄሚ ፎክስ፡ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመታት ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኲነታት ሽቕለት ፊንላንድ እናኸፍአ ምምጽኡ ተፈሊጡ። ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ትማል ሰሉስ ን ውጽኢት ናይቲ ኣብ...
ን ዝጠሓለት ጃልባ ተጓዓዝቲ ኢም/ኤስ ኢስቶንያ ዝድህስስ ሓድሽ ዳህሳስ ስካን ኣብ ውሽጢ መዓልታት ክካየድ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና...