ፕረዚደንት ናይጀርያ ቦላ ቲኑቡ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ካብ ኣቡጃ ናብ ሌጎስ ንምግዓዝ ዝኾነ መደብ ከምዘይብሉ ሓቢሩ።...
ኣህጉራዊ ዜና
ጀርመናዊ ኣፍራዪ ሙዚቃ ከምኡ’ውን መስራቲ ዲስኮ ባንድ ቦኒ ኤም ፍራንክ ፋርያን ፥ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ከምዝዓረፈ...
መሸንቦባ፥ ሃንደበታዊ ምውሳኽ ሙቐትን ብርቱዕ ዝናብን ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ መላእ ደቡባዊ ኖርወይ ተወሳኺ ሽግር ኣለዓዒሉ፡፡ ብፍላይ...
ኣብ 2024 ሰራሕተኛታት ፊንላንድ ብዛዕባ ኩነታት ስራሖም ዘለዎም ስክፍታ እናዓበየ ምምጽኡ፥ ብ ትካል “ማዕከን ክፉት ሽቕለት ኣልቦነት”...
ጀርመናውያን መራሕቲ ባቡር ኣብዚ ሰሙን ንሽዱሽተ መዓልታት ዝጸንሕ ኣድማ ብምፍጻም፥ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ክሳብ ሕጂ ዝነውሐ...
ኣባል ባይቶ ሓምለዋይ ሰልፊ ፊንላንድ ኣልቪይና ኣላሜትሳ ምስ ሙዜቀኛታት ፊንላንድ ብምሕባር፡ እስራኤል ካብ ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን ክትግለል...
ኣባላት ባይቶ ጀርመን ትማሊ ዓርቢ ኣብ ሕግታት ዜግነት እታ ሃገር ሰፊሕ ጽገና ምግባሮም ተገሊጹ። እዞም ኣባላት ባይቶ...
ጉጅለ ጸጋማዊ ክንፊ ደቂ ኣንስትዮ ፊንላንድ፡ ነቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ቓዛ እትፍጽሞ ዘላ መጥቃዕቲ ቦምባ፡ ኣብ ልዕሊ...
ሓማስ ከም ኣካል ናይቲ መጥቃዕቲታቱ ናብ ኣህጒር ኣውሮጳ ንምስፋሕ ዘለዎ መደብ፥ ኣብ ልዕሊ ብርክት ዝበለ ዕላማታት ኣውሮጳ፥...
ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝርከባ ሃገራት፥ ኣብ 2023 ልዕሊ 1000 ብሪጣንያውያን ካብ ግዝኣቶም ክወጹ ትኣዝ ምትሕልላፈን ኣብ ቀረባ...