ሃንደስቲ ዕልዋ መንግስቲ ጊኒ፡ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ናይቲ ፍጻሜ፡ ንሚኒስተራትን ላዕለዎት ሰብ መዚን እታ ሃገር፡ ንኣኼባ ምጽውዖም...
ኣህጉራዊ ዜና
ብሪጣንያ፡ ነቲ ሓድሽን ተሪርን ሕጊ ኢሚግሬሽን ብምፍኳስ፡ ተወሰኽቲ ወጻእተኛ ሰራሕተኛታት ናብታ ሃገር ንኽኣትዉ ክፈቀድ፡ ኮንፈደሬሽን ኢንዱስትሪታት ብሪጣንያ...
መንግስቲ ታንዛንያ፡ ነተን ናይ ዘይዕጉባት ዜጋታት ድምጺ ዘመሓላልፋ ንዝበለን ጋዜጣታት ንምዕጻው ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ ብምቕጻል፡ ንካልአይቲ ጋዜጣ...
ማሕበራዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመን (SPD) ኣብ ዝቕጽል ባይቶኣዊ ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ምስ ሓምላይ ሰልፊ ልፍንቲ ብምፍጣር፡ ነታ ሃገር...
ወዱ ንመዋቲ ውልቀ መላኺ ሊብያ፡ ሙዓመር ቐዛፊ ዝኾነ፡ ሳዕዲ ቐዛፊ፡ ካብ ማእስርቲ ከም እተፈትሐ ንምንጪታት ሚኒስትሪ ፍትሒ...
ጽኑዕ ሓለዋ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ፡ ቤት ማእሰርቲ ጊልቦው፡ ዝነበሩ ሽዱሽተ ፍሌስጤማውያን እሱራት፡ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ፡ ሞሊቖም ከም...
ካብ ጐረቤት ሃገር የመን እተተኮሱ ሰለስተ ሚሳይላትን ድሮናትን ከም ዝጠለፈት ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ። ሓንቲ ካብዘን ሚሳይላት ኣብ...
ኣብ ምውዳእ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት: ሃብታማት ሃገራት: ናይ 1.2 ቢልዮን ዶዛት ዝኸውን ተረፍ ክታበት ኮቪድ ክህልወን...
ሃገረ ኩባ፡ ነቶም ካብ ክልተ ዓመት ክሳብ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ፡ ባዕላ ብዘፍረየቶም፡ ኣብዳላን ሶበርናን ዝተባህሉ ክታበታት...