ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝቐልጠፈ ስራሕ ንክረኽቡ መንግስቲ ዘውጽኦ ፕሮግራም ምስ ውጥን ምጥያስ ብትሕዝቶ ሓደ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ነገር...
ቁጠባ
ኣብዚ ሰሙን፡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣሃዱ ጸረ-ብልሽውና ሽወደን፡ ን ጒዳይ ኲባንያ ተሌኮም ኤሪክሰን ኣመልኪቶም ኣፈናዊ መርመራ ምኽፋቶም ተፈሊጡ። እዚ...
ኣብ ዩክሬይን ዝግበር ዘሎ ኲናት ነቲ ትማል ሰሉስ ዝቐረበ ባጀት ጽድያ ጽልዋ ከም ዘሕደረሉ ይግለጽ ኣሎ። ንምቕባል ስደተኛታት፡...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ነቲ መንግስቲ ትማል ሰሉስ ዘውጽኦ ባጀት ጽድያ ብብዙሕ መልክዓቱ ይነቕፍኦ ምህላወን ይግለጽ ኣሎ። ሰልፊ ሞደራትና ከምኡ’ውን...
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ ዝቕባበ ሽወደን 6.1% ምብጽሑ ካብ ስታቲስቲክስ ሽወደን እተረኽቡ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ከምዚ ዝበለ...
ንቆልዑ ካብ ድኽነት ዝሕሉ ትካል ማይብሎማን ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ዓመታዊ ማዕከኑ ናይ ምስሳን ንጥፈት ምጅማሩ ኣፍሊጡ’ሎ። እቲ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ባጀት ዝመጽእ ጽድያ ንኣባይቲን ካልእን ወጻኢታት ስደተኛታት ዩክሬይን ንምሽፋን ናይ 9.8 ቢልዮን ክሮና ክትምድብ...
ሽወደን ካብ ማዕከን ምሕዋይ ለበዳ ኮሮና ኣውሮጳዊ ሕብረት ምወላ ክግበረላ ዘእተወቶ መመልከቲ ብ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ተቐባልነት ከም...
ብሰንኪ ኲናት ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ዩክሬናውያን ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድሎም ርሒብ እዩ ዝብል ተስፋ...
መንግስቲ ሽወደን ካብ ጆክሞ ውጽእ ኢልካ ኣብ ዘሎ ካላክ ዝተባህለ ቦታ ዕደና ኣይረን ንኽካየድ ፍቓድ እኳ እንተሃበ...