ንገለ ኣዋርሕ ደው ኢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዋጋ መግቢ ኣብ ሽወደን መሊሱ ይውስኽ ኣሎ። ዋጋታት...
ቁጠባ
ሓድሽ ሕጊ ፍቓድ ስራሕ፡ ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ንዘይኮኑን ኣብ ሽወደን ክጸንሑ ዝደልዩን ካብ መጭበርበርቲ ከምዘይከላኸል ማሕበራት ንኣገግሎት...
ኣብዚ ዓመት፡ ዋጋታት መግቢ ሽወደን ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ክብል፡ ን ዱካናት መግቢን ዋጋታትን ዝከታተል ኲባንያ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ፡ ካብቲ ኣብ ታሕሳስ ዝነበረ ብ 0.4 % ብምጒዳል፡ 2.9% ምብጽሑ፥...
ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ዑል ናህሪ ኣርእዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ምርግጋእ ምልክታት...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኖርወይ ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት 40.1 ቢልዮን ክሮና ሓገዝ ሂባ። ሶርያ ብተኸታታሊ ንሻድሻይ ግዜ ዝለዓለ...
ምስ ወለንተኛታት ኣጸጋዕቲ ዝቕመጡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ኣባይቲ ናይ ምርካብ ብድሆ ኣጋጢምዎም ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ እዋን ነዊሕ ናይ...
ሩስያ፡ ሃገራት ፖላንድን ቡልጋርያን ዋጋ ጋዝ ብሩብል ክኸፍላ ንዘቕረበቶ ጠለብ ብዘይምቕባለን፡ ናብዘን ሃገራት እተቕርቦ ዝነበረት ጋዝ ምቚራጻ ተፈሊጡ።...
ብምኽንይት ኣብ ሩስያ እተጻዕነ እገዳ ጠለብ ኦም ሓርከም ሽወደን ኣዝዩ ምውሳኹን በዚ ድማ ኲባንያታት ሽወደን መኽሰበን ምስሳኑን ይግለጽ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበሮ እገዳታት ክትግበር ብዘይምኽእሉ፡ ውጽኢታዊ ዘይምዃኑ ን ሰራሕተኛታት መዐሸግ መራኽብ ሽወደን ዝውክላ ማሕበራት...