ኣብ ፊንላንድ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ኤሌክትሮኒካዊ ክፍሊት ቦርሳን ማሕፉዳን ዝኣመሰሉ ያታውያን መትሓዝ ገንዘብ ሳሕቲ ጥራይ ዝረኣዩ ስርሓት እናኾኑ...
ቁጠባ
ኣብ ከባቢኦም ካብ ዝርከብ ምምሕዳር ከተማ ኣዝዩ መሰረታዊ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝተኸልከሉ ወይ ቅድሚ ምቕባሎም ንንውሕ ዝበለ ግዜ...
ኣገልግሎት ስትሪሚንግ ስፖቲፋይ ቊጽሪ ሰራሕተኛታቱ ብ 17% ይቕንስ ከምዘሎን እዚ ድማ ልዕሊ ሽሕ ሰባት ስራሕ ክስእኑ ክገብር...
ዝሓለፈ ክረምቲ፡ መንግስቲ ነቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ደገፍ ጸዓት ንምሃብ ኢዱ ብምእታዉ፡ ብዙሓት ስድራቤታት ሽወደን ኣዝዩ ልዑል ዝተባህሀሉ...
ቁጠባ ሽወደን ሕጂ ብወግዒ ኣብ ምንቁልቋል ስለዝርከብ፡ ብዙሓት ስድራቤታት እዚ ኲነታት ክስምዖም ጀሚሩ’ሎ። ሽመታ ኣባይቲ ምንቊልቋል ካብ...
ቁጠባ ሽወደን ኣብ ምንቁልቋል ከምዘሎ ሎሚ ብወግዒ ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ ን ክልተ ተኸታተልቲ ርብዒ ዓመት ኣሉታዊ ዕብየት ኣመዝጊቡ’ሎ።...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዋጋ ፍረታትን ኣሕምልትን ኣዝዩ ከምዝወሰኸ መዐየሪ ዋጋ ሃለኽቲ ኣመልኪቱ። ንኣብነት ኮሚደረ፡ ሕጂ ካብቲ ቅድሚ...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን–ሪክስባንክ–ቀንዲ ወለድ ኣብ 4% ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ግንቦት ጀሚሩ ሸሞንተ ተኸታተልቲ ወሰኽ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኲነታት ሽቕለት ፊንላንድ እናኸፍአ ምምጽኡ ተፈሊጡ። ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ትማል ሰሉስ ን ውጽኢት ናይቲ ኣብ...
ጽባሕ ሓሙስ ማእከላይ ባንክ ሽወደን “ሪክስባንክ” ኣብ ዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ካብ ዜሮ ናብ 4.0% ዝዓረገ ዋና ወለድ...