ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ኣና ቤክ ኣብ ውድድር ፓሪስ ፓራሊሚክስ ንሽወደን ቀዳመይቲ መዳልያ ኣምጺኣ። ንሳ ኣብ ውልቃዊ ውድድርክሮኖሚተር “C1-3...
ስፖርት
ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈት ታራ ባቡልፋት ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንፈለማ እዋን ን ሽወደን...
“ስፖርት ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ክጸንሕ ይግባእ። ጸጋማውያን ደለይቲ ፍትሒ ንኹሉ ፕሮፖጋንዳ ይጥቀሙን ንቕሓቶም ንቡር ይገብሩን” ክብል ኣብ...
ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጀመረ ናይ ሎሚ ዓመት “ሳመር” ኦሎምፒክስ ንምስታፍ ልዕሊ ሚእቲ ሽወደናውያን ኣትሌታት...
ሽወደናውያን ተጻወትቲ መኸተ ጒስጢ (ቦክሰኛታት) ኣግነስ ኣሌክሲዩሰንን ነቢል ኢብራሂምን ኣብ ዝቕጽላ ክልተ ሳምንታት ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ ንወርቂ...
ውድድራት መኸተ ጒስጢ (ቦክሲንግ) ኦሎምፒክ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ፓሪስ ዝጅምር ኮይኑ፡ ክልተ ሽወደናውያን ኣግነስ ኣሌክሲዩሰንን ነቢል ኢብራሂምን...
ኣስታት 420 ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን ምስቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ ዝካየድ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ኤውሮጳ ተተሓሒዙ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ ከዋኽብቲ ተጻወትቲ ኲዕሶ እግሪ ምዃኑ ዝንገረሉ ጀርመናዊ ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኡ...
ጋንታ ፍሎርቦል ደቂ ኣንስትዮ ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ድሕሪ ህልኽ ዝመልኦ ጸወታ ኣብ ልዕሊ ፊንላንድ ተዓዊታ። ኣብ ቀዳማይ...
ሽወደን ክረምታዊ ኦሎምፒክ 2030 ኣይከተአንግድን እያ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ሽማግለ ኦሎምፒክ ትማሊ ነዚ ውሳነኡ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣብ ክንድኡ ፈረንሳ...