ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር፡ ንመላእ ሃገር ዘናወጸ ፍጻሜ እዩ ክብል...
ሓደጋ
ትማል ሰኑይ ቅድሚ ቀትሪ 5.8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ግሪኽ ኣጋጢሙ። እዚ ሓደጋ ካብታ ዝዓበየት ደሴታዊት...
5.9 ረክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኣውስትራልያ ከም እተኸስተን በዚ ድማ ኣብ ህንጻታት መልበርን ጒድኣት...
ኣብ ደሴታት ግሪኽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ነፋሪት ክልተ ሰባት ከም ዝሞቱን ሓደ ካብዚኣቶም ኣብ ጒዳይ ክሲ ናታንያሁ ምስክር...
ትማሊ ሓሙስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 2 ድ.ቐ.፡ ምምሕዳር ኖርቦተን፡ ብሰንኪ ኣብ መስመር መርበብ ሓበሬታ (network) ዘጋጠሙ ጸገማት፡...
ካብ ሓደ ኣብ ሶርያ ዝርከብ ትካል ናብ ማእከላይ ባሕሪ ዝፈሰሰ ነዳዲ፡ ናብ ደሴታዊት ሃገሮም ከይልሕዂ ንምቊጽጻር፡ ሰብመዚ...
ኣብ ሉዊዝያና (ደቡባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ) ብዝተኸስተ ኢዳ ዝተሰምየ ህቦብላ፡ ዓቢ ዕንወት ከም ዝወረደ ተገሊጹ። ዝዓበየ...
ትማሊ ለይቲ፡ ኣብ ምምሕዳር ያቭለቦሪ ብዝዘነበ ከቢድ ዝናብ፡ ዕልቕልቕ ፈጢሩ ምህላዉን ብዙሓት ህንጻታትን ጽርግያታት ውን ብማይ ተዋሒጦም...
ብቐዳም መዓልቲ፡ ኣብ ሃገረ ሃይቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ 7.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ 1297 ሰባት ከምዝሞቱን 5700 ሰባት...
ኣብ ከባቢ ጸሊም ባሕሪ፡ ሰሜን ቱርኪ፡ ብሰብኪ ዝናብ፡ ብዙሓት ከተማታት፡ ጽርግያታት፡ ህንጻታትን ድልድላትን ከምዝፈረሱን ብውሑዱ ድማ 70...