በዓልመዚ ኣገልግሎት ሲቪላዊ ኣቪዬሽን: ነቲ ብሰሉስ ኣብ ጀንጎሊ ዘጋጠመን ህይወት 10 ሰባት ዝቐዘፈን ምሕምሻሽ ነፋሪት ንምጽራይ መርማሪት...
ሓደጋ
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ሞት ይእወጅ ኣሎ ክብል ኣጠንቂቑ። ንሱ ኣብታ ብኲናት እትሳቐ...
መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቻድ፡ ያያ ዲያሎ፡ ኣዲኡን ወዱን ካልኦት 3 ኣባላት ስድራ ቤቱን፡ ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፡ ከም...
ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ዳርፎር ኣብ ዝተኻየደ ኲናት እተፈናቐሉ ልዕሊ 180 ሽሕ ሰባት ህጹጽ ናይ መግብን መጽለልን...
ፖሊስ፡ ሕጂ ውን ካልእ ኣገባብ ስርቂ ካብ ባንኪ ሕሳብካ ከጋጥመካ ከም ዝኽእል የጠንቅቅ:: ዘይትፈልጦ ሰብ ይድውለልካ እሞ...
ኣምባሳደር ኢጣልያ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጐ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ከም ዝሞተ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ...
ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ–ኣቡጃ– ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ሽውዓተ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ። እታ ነፋሪት ካብ መሬት...
ብሰንኪ’ቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከም ዝርከብ ኣህጒራዊ ኮሚተ...
ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጐ ጃልባ ብምግምጣላ ብውሑዱ 60 ሰባት ምሟቶም ንሰብመዚ እታ ሃገር ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢሩ። ድሕሪዚ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ምምሕዳር ከተማ ማልመ፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ እታ ከተማ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሱንደስብሮስኮላን ምዕጻዋ...