ዝመጽእ መስከረም ንዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ህዝቢ 290 ምምሕዳራት ከተማ ናብ ነቚጣታት መድመጺ ክኸይድ ዝድርኹ ብዙሓት ጒዳያት ምህላዎም...
ሃገራዊ ዜና
ድምጺ ባጀት ጽድያ ኮነ ኢሎም ድሕሪ ምውዳቕ፡ ከምኡ’ውን ናይ ተቓወምቲ ሰልፊታት ናይ ምምሕያሽ ድምጺ ብምውዳቕ መንግስቲ ልዑል...
ካብ ጃምላዊ ህልቂት ኣይሁድ ካብ ብሱል ጥረ ዝደሓነን ኣብ 1948 ናብ ሽወደን ዝኣተወን ቶብያስ ራወት፡ ብዲጂታላዊ መልክዕ...
ክኢላ ኦፐሬሽን ጎረሮ ፓውሎ ማክያሪኒ፡ ኣብ ሰባት ኣካላዊ ጒዳት ብምውራዱ፡ ትማል ሓሙስ ቤት ፍርዲ ወረዳ ሶልና ውሳነ...
ፊንላንድ ምስ ሽወደን ብሓደ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትጽንበር ከም እትደሊ ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ገሊጹ። ንሱ ነዚ...
ሰልፊ ማእከላይ፡ ነቲ ኣብ ስልጣን ብዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝተበጽሐ ውዕል ጡረታ ክድግፍን፡ ጽባሕ ረቡዕ ንባጀት መንግስቲ ድምጹ...
ብዙሓት ኖርዌጃውያን ብምኽንያት ክብሪ ዋጋታት ብስጭት ይስምዖም ምህላዉ፡ ብኦንላይን ዝግበር ጎነጽ ድማ የስፋሕፍሕ ምህላዉ ኣገልግሎት ጸጥታ ፖሊስ (PST)...
ቅድሚ ፍርዲ እሱራት ዝጸንሑሎም መደበራት መአረምታ ደቡብ ሽወደን፡ ጻዕቂ ሰባት ስለዘለዎም እሱራት ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ይሽግሩ ምህላዎም ሬድዮ...
ኣብዚ ዓመት፡ ዋጋታት መግቢ ሽወደን ብ 12% ክውስኽ ይኽእል እዩ ክብል፡ ን ዱካናት መግቢን ዋጋታትን ዝከታተል ኲባንያ...
ፓይሎታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS)፡ ካብ ሰነ 29 ኣትሒዞም ኣድማ ከካይዱ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ። በዚ ኣድማ 250 መገሻታት፡...