ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ንሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ይዳለዉ ከምዘለዉን፡ ኣብ ስቶክሆልም ትካል ሮያል ኢንስቲትዩትኦፍ ቴክኖሎጂ (KTH)...
ሃገራዊ ዜና
ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ኣብ መዳይ ቁጠባውን ፋይናንሳውን ገበናት ንዝጥርጠሩ ሰባት ናብ ፖሊስ ኣብ ምሕባር ዝነኣድ ተበግሶይወስዳ ዘይምህላወን...
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ውዲት ቅትለት ተሳቲፎም ዝተጠርጠሩ ትሕቲ 15 ዝዕድሜኦም ኮተቴ ምስ ዓሚ ተመሳሳሊ እዋን ክነጻጸርእንከሎ ልዕሊ...
ኣብ ዮተቦሪ ቊጽሪ በጻሕቲ ዝልዕለሉ ወቕቲ ሳመርኳ እንተኾነ፡ ዓበይቲ ኮንሰርታት ይካየዱ ዘይምህላዎም ምስ ዓሚ ብምውድዳርቁጽሪ በጻሕቲ ምጒዳል...
ሽወደን ኣብ ኔቶ ኣገዳሲት መተሓላለፊት ሎጂስቲክስን ሰራዊትን ምስ እትኸውን፡ ብውሑዱ ብዕጽፊ ናይ ጽርግያን መጓዓዝያን ክኢላታት ከድልያ ምዃኑ...
ኣብ ሽወደን ሓደ ጅር ቫይረስ ኤምፖክስ (mpox) ተኸሲቱ። እዚ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ክኽሰት ሕጂ...
ኣብዚ ቀውዒ መሃንድሳትን ነርስታትን ንምዃን ናብ ዩኒቨርሲቲ ካብ ዝኣትዉ ተመሃሮ፡ ፡ ቁጽሪ ናይቶም ፕሮግራማት ሞያዊ ዲግሪ ዝወስዱ...
ብዙሓት ስደተኛታት ብወለንታኦም ካብ ሽወደን ክወጹ ምግባር ንመንግስትን ዲሞክራስያውያን ሽወደንን ቀንዲ ዕላማኦም ኮይኑ ጸኒሑ እዩ። እንተኾነ ግና...
ሽወደናዊ-ደንማርካዊ ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራስሙስ ፓሉዳን፡ ኣብ ልዕሊ ሓደ ማሕበረሰብ ሽወደን ናዕቢ ብምልዕዓል ንብምፍጻም፡ ከምኡ’ውን ንሓደ ውልቀ-ሰብ...
ኣብ ማእከላይ ኖርሾፒንግ ኣብ ዕድመ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ ከምዝተቐትለ ተፈሊጡ። ምስዚ ገበን ብዝተኣሳሰር ክልተ ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ...