ኣብ መንጎ ክርስትያንሳንድን ማንዳልን ዝርከብ ሓድሽ ነዊሕ መንገዲ E39፡ ካብ ዝመጽእ ሕዳር ጀሚሩ ክፉት ክኸውን እዩ ክብል...
ሃገራዊ ዜና
ማእከላይ ሰልፊ ብ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ኣብ ዝምራሕ መንግስቲ መንበር ንምውሳድ ድሉው ምህላዉ፡ መራሒት እቲ ሰልፊ ኣኒ ሉፍ...
ሽወደን ንሕቶ ኣባልነት ኔቶ ኣመልኪታ ን ቱርክ ዝኣተወላ መብጽዓ ክትትግበር ምዃና ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ገሊጻ። ኣንደርሾን...
ዜጋታት ኣብ ሃገሮም ሽወደን ዘለዎም ተኣማንነት ዳግማይ ከም ዝበራበር ንምግባር ኢና ንሰርሕ ዘሎና ክትብል ሓላፊት ክርስትያናዊ ዴሞክራስያዊ...
ቆልዑ ምውላድ ንእተሸገሩ ጽምዲ፡ ብሰብሰርሖ መንገዲ ናይ ጽግያት ኣገልግሎት (Artificial Insemination) ይህባ ካብ ዝነበራ ሸሞንተ ዞባታት ሽወደን፡...
ኣብ ዝመጽእ ኣየት፡ ሰልፊ ግብረሰዶማያን ኣብ ኦስሎ ክካየድ ምዃኑ ፖሊስ ኖርወይ ኣፍሊጦም። ኣብ ርእሰ ከተማ ኖርወይ ኦስሎ...
ካብ ትማል ሰኑይ ኣትሒዙ ክሳብ ሎሚ፡ ኣብ ከባቢታት ኡስታፍየላስ ከምኡ’ውን ሮጋላንድ ብርቱዕ ዝናብ ክሃርም ክሃርም ከም ዝኽእል...
ኣብ ሽወደን ህዝባዊ ውሕስነት ምርግጋጽ ኣዝዩ ወሳኒ ጒዳይ ምዃኑ፡ እታ ሃገር እትቕበሎም ቊጽሪ ስደተኛታት ከኣ ከተጒድል ይግባኣ...
ድርብ ዜግነት ሽወደንን ደንማርክን ዘለዎ፡ ሕሉፍ የማናዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን ዘካየዶ ናይ ምረጹኒ ወፍሪ ንምዕዛብ፡ ፖሊሲ ክሳብ...
ኣብ ትሮንዳይም፡ “ስካይ ምዩዚክ ፈስቲቫል” እተባህለ፡ ብ ኦንላይን ዝካየድ ናይ ሓሶት ጽንብል ከም እተኸፍተ፡ ፖሊስ ገሊጾም። እዚ...