ሃገረ ሽወደን ኣብ ኩሉ ዘገልግል ዲጂታላዊ ስርዓት ክትሃንጽ ከም ዝደልዩ መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ሽወደንን ገሊጾም። እዚ ኣገባብ...
ሃገራዊ ዜና
ዓሚ ኣብ ወርሒ ለካቲት ሩስያ ን ዩክሬይን ካብ እትወርር ንደሓር ኣብ ዩኒቨርሲታት ሽወደን ዝጸንሐ ተገዳስነት ቋንቋ ዩክሬይን...
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣባል ኔቶ ብምዃኖም ብዛዕባዝረኽብዎ ረብሓን ሽወደን ኣብ ውጥን ኔቶ ክትጻወቶ ትጽቢት ዝግበረላ ተራን ኣመልኪቶም...
ፊንላንድ ካብ ቻይና ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ግዱድ መምርሒታት ከተታኣታቱ እያ ክብል፡ ን ለበዳ ኮሮና ዝከታተል ጒጅለ ዝሓለፈ ሓሙስ...
ብሪጣንያ ካብ ኣባልነት ኣውሮጳዊ ሕብረት ድሕሪ ምውጽኣ፡ ዜጋታት ብሪጣንያ ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ከም ድላዮም እናተንቀሳቐሱ ናይ ምስራሕ...
ምስ ምእታው ዓመተ 2023፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ኣብ ኣውሮጳ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ይምዝገብ ምህላዉ ተገሊጹ። ብምኽንያት ብከላ፡...
ኖርዌጃውያን፡ ምስ ካልኦት ዜጋታት ሃገራት ኖርዲክ ብምውድዳር ዝለዓለ መጠን ዓሎቕ ተሌፎን ከም ዘጋጥሞም፡ ካብ “ቴላ” ዝተረኽቡ ኣሃዛት...
ብምኽንያት ጸገም ዓይኒ፡ ናብ ሕክምና ዓይኒ ዝበጽሑ ቆልዑ ብቚጽሪ እናወሰኹ ይመጹ ምህላዎም ተፈሊጡ። ዕድሜኦም ካብ 8-15 ዝኾኑ...
ኣብ ማእከላይን ደቡባዊን ሽወደን፡ ብርቱዕ ውርጪን ንፋስን ክህሉ እዩ ዝብል ትጽቢት ከም ዘሎ ተገሊጹ። እዚ ካብ ቀላይ...
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2022፡ ኣብ ሕርሻ ስማላንድ ሕማም “ሳልሞኔላ” ብምኽሳቱ፡ 165 ሽሕ እንቋቚሖ ዘውድቓ ደርሁ...