ብሰንኪ ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት–ብረክዚት–ሽወደናውያንን ካልኦት ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ዜጋታትሕብረት ኤውሮጳ፡ ካብ ዝመጽእ ወርሒ ሚያዝያ...
ሃገራዊ ዜና
ሓደ ሽወደናዊ ዜጋ ምስ ንግዲ ክሪፕቶካረንሲ ብዝተኣሳሰር ዓሎቕ ተጠርጢሩ ኣብ ቱርኪ ከም እተኣስረ ተሓቢሩ። እዚ ወዲ 35ዓመት...
ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጽሞቕ ንኡስ ቢራ ካብ ዝመጽእ ዓመት ዓመት ኣትሒኡ ብዝተሓተ ግብሪ ንመሸጣ ክቐርብ ምዃኑ መንግስቲንሰልፊ...
ብወለንታኦም ካብ ሽወደን ናብ ዓዶም ክምለሱ ንዝደልዩ ስደተኛታት ዝቐርብ መጠን ገንዘብ ክእከብ ተዳልዩ ምህላዉ ተፈሊጡ።መንግስቲ ነዚ ዝገለጸ...
ኣብዚ ዝሓለፈ ጽድያ ኣብ ደቡባዊ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ስካርሆልመን ሓደ ኣቦ ብጥይት ንምቕዛፍ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ኣጽዋር...
ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ፡ ንሰለስተ መዓልታት ብተኸታታሊ፡ ናይ መን ምዃንም ዘይተፈልጡ ድሮናት ምርኣየን...
መንግስቲ ኣንጻር ገበናት ጉጅለታት ገበን ምስራሕ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን ትማሊ ኣብ ዘስምዖ መግለጺ ፖሊሲ መንግስቲ ዓቢ...
ሓዳስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ማርያ ማልመር ስተነርጋርድ፡ ሽወደን ንዩክሬን ኣድላዪ ዝኾነ ደገፍ ምሃብ ክትቅጽለሉ ምዃና ገሊጻ።...
ሓያሎ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን፡ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ንምእላይ ዘኽእል መሳርሒታት ከም ዘይብለን ተሓቢሩ። ትማሊ ምሸት ኣብ...
ገበነኛታት ዕጸፋርስ ክገዝኡን ክሸጡን ከለዉ ጥረ ገንዘብ ናብ ምጥቃም ይምለሱ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ኣብ መላእ ሃገር ዝቀላቐል...