ኣብ ማእከል ስደተኛታት ኣብ ዝተገብረ ናዕቢ ሓደ በዓልመዚ ፖሊስ ንስደተኛ ኣታ “ዓረብ ሰይጣን” ኢሉ ብምጽራፉ ኣብ ኣብ...
ሃገራዊ ዜና
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ Margot Wallström ኣብ ቅድሚ ባይቶ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሰለስተ ጽማቚ ቀዳምነታት ኣቐሚጣ’ላ። –...
ብመሰረት ኣብ መንጐ ኣርባዕቲኦም ሰልፊታት እተገብረ ስምምዕ ናእሽቱ ቢዝነሳት ናይ ቀረጽ ድጎማ ክረኽባ እየን። ብመሰረት እዚ ኣብ...
ናይቶም ግብረ ሽበራ ኣብ ሽወደን ብምምዋል ናይ እተኸሱ ሽዱሽተ ተወልድቲ ዑዝበኪስታንን ኪርጊስታንን ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ’ሎ። ሰለስተ ካብዚኣቶም...
ፍቕራዊ ህይወት ወዲ 36 ዓመት ፍልስጤማዊ ስደተኛን ጓል 79 ዓመት ኣፍቃሪቱን ሕጋዊ ዕንቅፋታት ይሰግር። እዚ ሓምዛ ዳሊስ...
ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት መጽናዕቲ ፖሊስ ሽወደን ገጽ ዘለሊ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ጥርጡራት ወንጀል ክረኽቡ ክኽእሉ እዮም። ብመሰረት ተሌቪዥን...
ፖሊስ ሽወደን ሰራሕተኛታት ተመሲሎም ካብ ዝሰርቁ ገበነኛታት ተጠንቀቑ ይብል። 2. በዓል መዚ ምክትትታል ላዕለዋይ ትምህርቲ፣ ናይ 22...
ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንቲ ጥራይ ኣብ ኡፕሳላ ዓሰርተ ኣንስቲ ብሓደ ሰብኣይ ጾታዊ ትንኮያ ከም ዝበጽሐን ተገሊጹ። እዚ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ርሱን ሃዋሁ ካልኣይ ኲናት ዓለም እያ ብ 1939 ድምጺ ኣመሪካ ዝተባህለ መደባ ክትፍኑ...
ኣብ ዓመተ 2018 ኣብ ስዊድን ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ኤርትራውያን 91% መንበሪ ፍቃድ ክወሃቦም ከሎ ኢትዮጵያውያን ድማ 37%...