ፖሊስ ሽወደን ሓደ ሰብኣይ ሚልዮናት ክሮነራት ሒዙ ካብ ሃገር ሽወደን ክወጽእ እናበለ ብሰኑይ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንድ...
ሃገራዊ ዜና
ሰብመዚ ጸጥታ ሽወደን ብረቡዕ ካብ ሓንቲ ስማ ዘይተነግረ ሃገር እተላእከ ሰላይ ኣብ ስደተኛታት ናይ ስለያ ንጥፈት እናካየደ...
ካብ ሬድዮ ሽወደን እተረኽበ ኣሃዛት ሃገራዊ ጥዕና ከም ዘመልክቶ ዓመታዊ ልዕሊ 500 ዝኾና መንሽሮ ማህጸን ዘጋጥመን ደቀንስትዮ...
ወኪል ስለያ ሽወደን ንስለያ ብሩስያ ተላኢኩ ኢሉ ንዝጠርጠሮ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእቱ። ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን ንስለያ...
ካብ ባሕቲ ሓምለ ጀሚሩ ካብ ምትካኽ ናጻ ዝብል ሕጊ ሽወደን ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ። እዚ ማለት ኣብ...
ሓደ ዘዋሪ ኣውቶቡስ ቤትትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ኣልኮላዊ መስተ ክሰቲ ብምርካቡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣቱ። ኣልኮላዊ...
ዝኸበርኩም ተዓዘብቲ መደባትና ንኩሉ እትገብርዎ ተሳተፍነትን ንምሕያል እዚ መደብ እትህብዎ ዘሎኩም ርእይቶን ምትብባዕን ሃናጺ ነቐፌታን ኣዚና ነመስግን።...
ሃገራዊ ባቡር ምድሪ ሽወደን ብመሰረት ዝመጾ ጠለብ ናይ ወጻኢ መገሻታት ክምዝግብ ምውጣኑ ንተለቪዥን ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ...
1. ሃገራት ኤዉሮጳ ኣብ ጉዳይ ምቕባል ኣባላት ዳዒሽ ነበር በበይኑ መርገጺ ሒዘን ኣሎዋ። 2. ሩስያ ኣብ ልዕሊ...
29 ዝዕድሚኣ ሊሳ ኣንደርሰን ወዳ ኣብ ጉተንበርግ ገዲፋ ግብረሽበራዊ ጒጅለ ዳዕሽ ተጸንቢራ። ሕጂ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ...