ኣብ ሬድዮ ሽወደን ሰለስተ ጉጅለ ቋንቋታት ጸጋታት ገንዘብ እቲ ትካል ንምቚጣብ ብዝብል ምኽንያት ክዕጸዋ ተወሲኑ። እዘን ፕሮግራማት...
ሃገራዊ ዜና
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሽወደናውያን ስነጥበባውያንን ደረፍትን “ሕብረት ፈነወ ኤውሮጳ” ንእስራኤል ኣብቲ ኣብ ዝመጽእ ግዜ ዝካየድ ውድድር ደርፊ...
ሽወደን ኣብ ዓመታዊ ደረጃ ኣህጒራዊ ርድኢት ተሓታትነት ብልሽውና ዝጸንሓ ደረጃ ትሕት ምባሉ ተገሊጹ። እቲ መዐቀኒ ኣብ መላእ...
ኣብ ዓመት 2023፡ ኣብ ዕዳጋ ዝዝውር ትምዩን ኣቕራሽ ዩሮ ወሰኽ ከምዘርኣየ፡ ዛጊት ሰብመዚ 653 ትምዩን ኣቕራሽ ኣብ...
ኣብ ማልሞ ኣኽላባት ንምጉዳእ ዝግበር ፈተነታት ይቕጽል ኣሎ። ዘወርቲ ኣኽበርቲ ጸጥታ ትማሊ ሰኑይ ልዕሊ ሚእቲ ዝኾኑ በሊሕ...
ኣብ ኢራን ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊ ዜጋ ዮሃን ፍሎደረስ ዝተኻየደ መስርሕ ፍርዲ ትማሊ ሰንበት ተዛዚሙ። ኣኽበርቲ ሕጊ ዝለዓለ...
ብዘይሕጋዊ ካብ ሽወደን ናብ ናይጀርያ ዘገልገላ መካይን ኣብ ምልኣኽ ዝተዋፈሩ ብርክት ዝበሉ ሰባት ኣብ ኣህጉራዊ መርበባት ዓሎቕ...
ቅልውላው ወይ ውግእ እንተተኸሲቱ እንታይ ንግበር ብዝብል እተዳለወ ብሮሹር ኣብዚ ጽድያ ብሓድሽ መልክዕ ናብ ኩለን ስድራቤታት ሽወደን...
ገበነኛታትን ኣብቲ ናብ ናይጀርያ ዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰደድ መካይን ብድሕሪ መጋረጃ ዝእዝዙ ዘለዉ ሰባትን፡ ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ...
ኣብ ስርዓተ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ፊንላንዳዊ ትካል Tietoevry ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ “ራንሶምዌር” ክሳብ ሕጂ ፍታሕ ዘይምርካቡ፡ ሳዕቤናቱ ድማ ክሳብ...