ድሕሪ ናይ ኣስታት ሓደ ዓመትን መንፈቕን ዕዮ፥ “ኮሚሽን ምክልኻል” ጽባሕ ናይ መወዳእታ ጸብጻቡ ከረክብ እዩ፡፡ ሽወደን ናብ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ሽወደን ኣስታት 700 ሽሕ ሰባት ብቐረብ ዘዕልልዎ ዓርከ/መሓዛ የብሎምን ክብል ስታቲስቲክስ ህዝቢ ሽወደን ኣመልኪቱ። እዚ ቁጽሪ...
ኩባንያታት መድሕን ካሕሳ ንምሃብ ግዳያት ጾታዊ ገበናት ከመይ ዝበለ ኲነታት ከቕርቡ ከም ዘለዎም ዝተፈላለየ ጠለባት ከም ዘለወን...
ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣስታት 700 ሶርያውያን ኣብ ሰራዊት ሶርያ ኣገልጊሎም ብዝብል ምኽንያት ዜግነት ሽወደን ከምዝተኸልከሉ ኣገልግሎት...
ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ኣብ እትርከብ ከተማ ሶደርታልየ ክልተ ህጻናት ከምዝተቐትሉ ፖሊስ ሓቢሩ። ክልተ ብዕድመ እኹላት ሰባት ብቕትለት...
ፖሊስ ኣብ ዞባታት ደው ኣቢሎም ሰባት ክፍትሹ ዘኽእሎም ሓድሽ ሕጊ ካብ ጽባሕ ሓሙስ ጀሚሩ ተግባራዊ ብምዃን ፖሊስ...
ሓድሽ ኣገባብ መርመራዊ ጸብጻብ “ዲኤንኤ ፎረንሲክ ፕሮፋይሊንግ” ኤጀንሲ ሚግሬሽን ርክብ ስድራቤት ንምድህሳስ ንዝገብሮ ዕዮ ከቃልሎ ምዃኑ ተገሊጹ።...
ምስ ኣስራሕቲ ክካየድ ቅድሚ ተተሊሙ ዘሎ ሓባራዊ ልዝብ ደሞዝ፡ ማሕበራት ኢንዱስትሪ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ብማእከላይ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ቶብያስ ቢልስትሮም፡ መንግስቱ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ...
ላህጃ እንግሊዝኛ ዘለዎ ቋንቋ ሽወደን ዝዛረቡ ሰባት፡ ላህጃኦም ብዘየገድስ ክዓብዩ ብርቱዕ ድሌት ዘለዎም፡ ተፈተውትን ጽቡቕ ትምህርቲ ዘለዎምን...