ሃገራዊ ዜና
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ናይ 2020፡ ኣስታት 173 ገበናት ስርቂ ኣብ ልዕሊ ፍሉይ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ከምተፈጸሙ...
ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ መጠን ለበዳ ኮሮና፡ ካብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረ መዓልታዊ ገምጋም መልከፍቲ (25 ሰባት ንመዓልቲ) ኣብዚ...
ኣብ ካርልስኮሮና ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ 6 ኣባላትን 7 ተናበይትን ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ምምሕዳር ካርልስኮሮና ሓቢሩ...
ተማህሮ ድሕሪ ሰሙን ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱ እዮም ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ መንእሰያት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ከባብያዊ ዕንወት ዘየስዕባ ናይ ጽዕነት መካይንን ማሽነሪታትን ንዝገዝኣ፡ ኩባንያታትን ምምሕዳራትን፡ ንምትብባዕ ናይ 20 ሚልዮን ክሮነር...
ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘጋጠመ ተላባዒ ሕማም (ለበዳ)፡ ሓደ ሰብ ሓሚሙ ክሰርሕ እንተዘይክኢሉ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት...
ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ዝተኸስተ ሽቕለት ኣልቦነት ክንዲቲ ዝፈራህናዮ ይውስኽ የሎን ክብል ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን...
ብሰንኪ ምንጻል ጥንሲ ካብ ዝሓሰበቶ ጉዕዞ ብምስንኻላ፡ ናይ ጉዕዞ ካሕሳኣ ክምለሰላ ከም ዘይክእል ንዝተሓበራ ሰበይቲ፡ ቦርድ ህዝባዊ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብ ከተማ ማልመ ኩነታት ተኹስን ነታጉን ካብ ቅድሚ ሕጂ ኣጸቢቑ ከምዘንቆልቆለ...