ሃገረ ፊንላንድ፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮፓ ኣፍዂሳቶ ዝጸንሐት እገዳ መገሻ ከምእንደገና ኣጽኒዓቶ ኣላ።...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ንጥፈታት ናይቲ ብካርድ ዝግበር መስርሕ ክፍሊት ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። ንጥፈታት መስርሕ ክፍሊት፡...
ዝሓለፈ ሰኑይ ድሕሪ ቐትሪ: ዳኒኤል ፋለር: ኤፍሬም ግርማይን አሌክሳንደር ኣልሜዳ ሱንዴል ዝተባህሉ ሰለስተ የዕሩኽ: ኣብ ልዕሊ ሕማማት...
እዋን ዕረፍትን ግዜ ሓጋይን ኣብ ምዉድኡን፡ ብፍላይ ከኣ ምስ ምጅማር ኣብያተ ትምህርቲ፡ ኣብ ኩለን መስመራት መጓዓዝያ እዚ...
ሃገረ ነዘርላንድ ኩሎም ብዘይካ ካብ ምዕራብ፡ ካብ ካልእ ሸነኽ ሽወደን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ገያሾ እታ ሃገር ንለበዳ...
News: ዜና ብዝርዝር ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን ኣብ እዋን ለበዳ ዝያዳ ጉዳያት...
ኣብ ዞባ ካልማር፡ ሓደ መዋእለ ህጻናት፡ ብሰንኪ 3 ሰራሕተኛታቱ ብለበዳ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ምርግጋጹ ከምዝተዓጽወ ካብ ካልማር ዝተረኽበ...
ኣብ ፈለማ መዓልቲ ትምህርቲ፡ ሓደ ተማሃራይ ናይ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ኤስሉቭ፡ ካብ ልዕሊ ናሕሲ (ዚንጎ) ናይቲ...
ገበናዊ መርመራታት ንምክያድ፡ ናይ ካሜራ ስእልታት ተወኪሱ ሰብን ንብረትን ንምርካብ፡ ፖሊስ፡ ንዝጥቀመሉ ኣገባብ ዝሕግዞ ሓድሽ ናይ ኮምፒዮተር...
ሎሚ ኣብ ሰዓታት 11፡30 ቅ.ቐ.፡ ብሰንኪ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከብ ሰሜናዊ መራኸቢ ምሉእ...