ሓድሽ ሓላፊ ናይቲ ንጉዳያት ኣድልዎ ዝከታተል፡ በዓል መዚ ተሓላቒ ፍትሒ፡ ብመንግስቲ ሽወደን ከም ተመዘዘ ተሕቢሩ። እቲ ነዚ...
ሃገራዊ ዜና
መጠን ሽኮር፡ ኣብ ሽወደን ዝፈሪ ልስሉስ መስተ፡ ካብቶም ኣብ ከም በዓል ዓዲ እንግሊዝን ስፓኛን ዝኣመሰላ ሃገራት ዘፍርየኦ...
ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ሽወደን፡ ካብ 10.8 ክሳብ18 ሚልዮን ዝብዝሑ መድሃኒት ክታበት ኮሮና ክትቅበል ተኽእሎታት ከምዘሎ ኣዋሃሃዲ ሃገራዊ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ዓመተ 2020 ኣስታት 27,300 ኣባይቲ ክህነጹ ከምዝጀመሩ መባእታዊ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ስታቲስትክስ ሽወደን...
ኣብ ሽወደን፡ ወጻኢታት ሕክምና ስኒ፡ ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 3000 ክሮነር ምስ ዝኸውን፡ ካብ መንግስቲ፡ ሆግኮስትናድስዂደት...
ኣብ ኣፍደገ ቤተ-ክርስትያናት ዝበርህ መብራህቲ ኣብ ልዕሊ መንካዕ ከቢድ ሓደጋ ከውርድ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ብሰንኪ እዞም መብራህቲ፡ እቶም...
ምቅላሕ ውጽኢት ናይተን ኣብ ምላእ ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ቤት ትምህርታት፡ መባእታ፡ ካልኣይ ደረጃን ናይ ምምሕዳር ቤት ትምህርትን...
ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ስቶክሆልም፡ ኣብ ኦርሚንየ ከባቢ ናካ፡ ዝርከብ ኣግራብ ዝበዝሖ ኣከባቢ፡ ሰለስተ ካብ...