መንግስቲ ሽወደን፡ ንኹሎም ኣብ ቤት ትምህርታት ዝርከቡ መምህራን፡ ብዛዕባ ጾታዊ ዝምድናታት፡ ትምህርቲ ብምሃብ ዓቕሞም ክብ ከብሎ መዲቡ...
ሃገራዊ ዜና
ህዝባዊ መጓዓዝያታት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናት ጥራይ ክንጥቀም ከምዘለና፡ መንግስታዊ መምርሒታት ክመሓላላፉ’ኳ እንተጸንሑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብፍላይ ድማ...
ትማሊ ረቡዕ ለይቲ፡ ኣብ ከባቢ ማዮና (Majorna)፡ ዮቶቦሪ፡ ከቢድ ክሳራታት ዘውረደ፡ ኮነ ኢልካ ዝተሳወረ ተባሂሉ ዝንገረሉ ሓደጋ...
ሽወደናዊ ዋኒን ቀረጽ (Skatteverket)፡ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ንዝሳዓበ ክሳራ ንምትካእ፡ ብኩባንያታት ዝቐርብ ዝነበረ ናይ ሓገዝ መሕተቲ ምልክታ፡...
ካብ ሰሉስ፡ ዕለት 1/09/2020 ጀሚረን፡ ኣብ ምምሕዳራት ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ፍርድታት፡ ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ንኽሰርሓ ምድላዋተን ኣጻፊፈን...
ትማሊ ለይቲ፡ ኣብ ከባቢ ስካጅቶርፕ (skäggetorp)፡ ሊንሾፒን፡ ሓደ መንበሪ ህንጻ ብሓደጋ ባርዕ ብምቅጻሉ፡ ፖሊስ ድማ ኮነ ኢልካ...
ሽወደን ኣብ ወቕቲ ጽድያ ክኽሰት ንዝኽእል ኻልኣይ ማዕበል ቫይረስ ኮሮና ኣብ እትዳለወሉ ዘላ እዋን፡ ዳይረክተር ህዝባዊ ጥዕና፡...
ማሪ ልዊዝ ክሊዚፊስኪ፡ ዝተባህለት ዴኒማርካዊት ሓኪም፡ ንፈለማ ግዜ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ፡ ንኻልኣይ ግዜ ድማ ኣብ ወርሒ ሓምለ...
ኣብ መንጐ ወለዲ፡ ብጉዳይ ሞግዚትነት ክርክር ኣብ ዝለዓለሉ እዋን፡ ህጻናት ካብ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝወሓደ ሓገዝ ከም ዝረኽቡ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን፡ ናይ ስርቂ ገበናት እናወሰኹ ይኸዱ ምህላዎም ክፍለጥ እንከሎ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ምምሕዳር ቬስትርቡተን፡ ካብ...