ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2020፡ ኣስታት 475 000 ምዝጉባት ደለይቲ ስራሕ ከምዝነበሩን እዚ ድማ ምስ ዝሓለፈ ዓመት...
ሃገራዊ ዜና
ተማሃሮ፡ ፎኲስ ጸረርታ ኣፍንጫ ምስ ዘርእዩ፡ ቤት ትምህርታት፡ ብቐጥታ ናብ ኣባይቶም ከም ዝምለሱ ስለ ዝገብረኦም ብወገን ወለዲ፡...
ካብ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ፡ ግላዊ ደገፍ ዝህቡ ሰራሕተኛታት፡ ስሩዕ ክፍሊት ኣበሎም ብ3.5% ክውስኽ ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ ወሰኽ፡...
ካብ ሎሚ ዕለት 14/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝግበር መገሻ፡ ፍቑድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ከምዝሓበረ...
ሎሚ ንግሆ፡ ሰዓት 7:44፡ ካብ ኦረብሮ ውጽእ ኢልካ ዝርከብ፡ ላና ኣብ ዝበሃል ኣከባቢ፡ ሓደጋ ናይ ትምህርቲ ኣውቶቡስ...
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሽወደን ዝርከባ ኣሃዱታት ሓለዋ ጥዕና፡ ብጸቕጢ ናይቶም መርመራ ኮሮና ክገብሩ ዝደልዩ ብዝሒ ሰባት፡ ይሳቐያ...
ሕማም ኮቪድ-19 ናብ ሓደገኛ መድራኹ ከይበጽሐ ብኣግኡ ዝሕብሩ ምልክታት፡ ኣብ ደም ሕሙም ክረአዩ ከምዝኽእሉ ሓድሽ ሽወደናዊ መጽናዕቲ...
ኩባንያ ኢክያ፡ ንመጀመርያ ግዜ፡ ካልኣይ ኢድ ኣቕሑ ገዛ ዝሸይጥ ሓድሽ ጨንፈር ኣብ ምምሕዳር ኢስክሊስቱና ከምዝኸፈተ ሓቢሩ። ዕላማ...