ኣደ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ መበል 90 ዓመታ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምተፈልየት TT ሓቢሩ። ወላዲተይ፡...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ኤውሮፓ፡ ኣሰካፊ ዝኾነ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ይረአ ምህላዉ ወኪል ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ኣብ ኤውሮፓ፡ ሃንስ ክሎዊ፡ ምስ...
ትማሊ ሓሙስ ሰዓት 7፡20 ናይ ምሸት ፡ ካብ ስቬዳላ (Svedala) ወጻኢ፡ ኣብ ዝርከብ መንገዲ ቁጽሪ 832፡ ሂወት...
ካልኣይ ዝዓበየ ሰልፊ ሽወደን ንምዃን፡ ኣብ መንጎ ሰልፍታት፡ ሞደራታ ሳምሊንስፓርቲየትን ስቬርያ ዲሞክራትናን፡ ዓቢ ምውድዳር ይረአ ምህላዉ SVT...
ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ እትነብር፡ ሲሪ ኮክ፡ ዝተባህለት ኣብ 20ታት እትርከብ መንእሰይ ተማሃሪት 3 ዓመት ዩኒቨርስቲ እያ። 100...
መደባት ክታበት ቆልዑ ኣብ ሽወደን፡ ብስሩዕ ኣገባብን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምህላዉን ካብ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደንን...
ሎሚ ሰዓት 1 ወጋሕታ፡ ኣብ ኦሽታ (Årsta) ስቶክሆሎም፡ ኣብ ዝርከብ ቢንቶ፡ ሓደ ብደም ጠልቅዩ ዝወደቐ ሰብ ዝርኣየ...
ምስጢራዊ ጸብጻባት ፖሊስ ከምዝሕብሮ፡ 4 ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝሰርሑ ፖለቲከኛታት፡ ምስተን ብስድራ ቤታት ዝምራሓ ገበናውያን መርበባት ርክብ...
40 ዝኾኑ ኣባላት ገበናዊ ጉጅለታት፡ ካብተን ጉጅለታት ክእለዩ ድልየት ከምዘለዎም ምግላጾም፡ ፖሊስ ማልመ፡ ሓቢሩ ክብል መርበብ ሓበሬታ...
ኣባላት ናይታ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ከባቢ ቮርቦሪ፡ እትርከብ ገበናዊት መርበብ፡ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ ዝንገረሎም 12 ሰባት፡...