ናይ ቫይረስ ኮሮና መርመራ ኣካይዱ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ሎቪን፡ ነጻ ምዃኑ ድሕሪ ምርግጋጹን ምስ ሓካይሙ ድሕሪ ምዝታዩን፡ ንነብሱ...
ሃገራዊ ዜና
ንሃይማኖታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዋሃብ ካብ ምትካል እግሪ ስጋብ መካየዲ ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝግበር ደገፍ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ምዃኑ...
መንግስቲ ሽወደን ምስ መሻርኽቱ ዝኾና ፖለቲካውያን ዉድባት ሽወደን ብሓባር ብምዃን ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ነቲ ካብ ምጅማር ለበዳ...
ኣብ ሽወደን ዘሎ ቁጽሪ ደለይቲ ስራሕ፡ ብዙሕ ለውጢ ከይገበረ፡ ኣብ ዘለዎ ደዉ ኢሉ ምህላዉ፡ ሎሚ ንግሆ፡ ዝተፈነወ...
ኣብ ሽወደን ንሓተቲ ዑቕባ ተባሂሉ ዝተመደበ ናይ ሓባር መንበሪ ቦታታት፡ ዝፍጸሙ ጎነጻዊ ባእስታትን ካብኡ ሓሊፉ ዓበይቲ ሁከትን...
ሽወደናዊ ኩባንያ ቮልቮ (AB Volvo)፡ ሓደስቲ ዝዓይነተን ብኤሌክትሪክ ዝስርሓ ናይ ጽዕነት መካይን፡ ኣብቲ ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ ዝርከብ...
ኩለን መባእታ ቤት ትምህርታት፡ ንሰራሕተኛታተን ካብ መልከፍቲ ኮሮና ንምክልኻል ዘድልዩ ናውቲ ክቕርባ፡ በዓል መዚ ምክትታል ናይ ስራሕ...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ዮቶቦሪ ዝርከቡ ተማሃሮን ኣባላትን ናይ 50 ዝኾና ቤት ትምህርታት፡ ብቫይረስ ኮሮና ይልከፉ ከምዘለዉ ምምሕዳር...
ደቆም ከይሓመሙ፡ ደቅና ሓሚሞም ብምባል፡ ደቆም ንኽናብዩ ዕረፍቲ ዝወስዱ ወለዲ (VAB)፡ ንዝፍጽምዎ ናይ ምትላል መስርሕ ብኸመይ ኣገባብ...