ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ምስፍሕፋ ለበዳ ኮሮና ከምእንደገና እናገደደ ምስ መጸ፡ ከባብያዊ...
ሃገራዊ ዜና
ኣባል ናይ ሓንቲ ስድራ ቤት ብቫይረስ ኮሮና ምስ ዝልከፍ፡ ኣብ ቅድመ ትምህርቲ ዝመሃሩ ኣባላት’ታ ስድራ ቤት (ህጻናት)...
ከም ካልኦት ኣህዛብ ዓለምና፡ ህዝቢ ሽወደን ውን ንዝተጠቀመሎም ናይ ሽቓቕ ወረቓቕቲ ናብ ሽቓቕ ምድርባይ ልምዲ ኣለዎ። እዚ...
መድሃኒት ክታበት ኮሮና ናብ ሽወደን ምስ ኣተወ ፡ ናብ ኩለን ምምሕዳራት ዝካየድ መስርሕ ምጉዕዓዝን ምክፍፋልን፡ ሓላፍነት ናይ...
ቴለ 0046765918587 0046764016638 Facebook. Tsegabrhan Goitom Email. Tsegish52@gmail.com www.Emkulu.com
ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዘድልዮም ሕሙማት ኮቪድ-19፡ 209 ሰባት ምብጽሑን እዚ ቁጽሪ ፡ ኣብ...
ካብ ትማሊ ዕለት 24/11/2020 ጀሚሩ፡ ብዝሒ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ካብ 8 ሰባት ዘይበዝሕ ዝብል መምርሒ፡ ተግባራዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።...
ንግብረ ሽበራውያን ማሕበራት ዝድግፉ ጽሑፋትን ስእልታትን ምዝርጋሕ፡ ከም ገበን ክቑጸር ከምዝግባእ፡ ዓቃባዊ ሰልፊ ጠሊቡ ክብል መርበብ ሓበሬታ...
ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ከተማ ስቶክሆሎም ዝግበር መርመራ ጸረ ኣካል፡ ንመበል ሻድሻይ ሰሙን፡ ኣወንታዊ ውጽኢት ምምዝጋቡ ጋዜጣ ዳግነዝ...