ሃገረ ሽወደን ልክዕ ሎሚ ሓደ ሰሙን ቅድሚ ባዓል ልደት ብናህሪ ንዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ንምግታእ ካብ ዝመጽእ ዘሎ...
ሃገራዊ ዜና
ገለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. ሃገረ ሽወደን ተወሰኽቲ ጽኑዓት ማሕበራዉን ህዝባዉን መምርሕታት ኣማሓላሊፉ ከምዘሎ መራሕ መንግስቲ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎቨን ምስ ምክትሉ ኢዛቤላ ሎፌንሎሚ ዕለት 8 ዲሰምበር 2020 ሰዓት 16:15 ኣብ ዝህብዎ...
ፖሊስ ሽወደን ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ብጉጅለታት ገበን ወንጄል ንኽሰርሑ ይደፋፍኡን ይኽተቡን ከም ዘለውሓቢሩ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ...
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ካብ ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ወጻኢ ናይ ዝመጹ ሰባት ዘንበሮ ግዜያዊ እገዳ ጒዕዞ ክሳብ 31...
መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምምካት ለበዳ ኮሮና ዝዉዕል ብመልኽዕ ርእይቶ ዝሓለፈ ሰሙን ዘቕረቦ ግዚያዊ ሕጊ ግዚኡ ዘይሓለወ...
ኣብ ሽወደን ነቶም ብደረጃ ሕብረት ኤዉሮጳ ተቐባልነት ረኺቦም ዘሎዉ ፊዘርን ቢዮንቴክን ዝተባህሉ ክልተ ክታበት ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና...
ኣብ ዳላርና ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ንግዳዊ ባንክ ሽጉጥ ብዝዓጠቑ ሰባት ስርቂ ተፈጺሙ ክብል ፖሊስ...
ሰሜናዊ ምንቅስቓስ ናዚ፡ ኣብ ካርልስታድ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ሾፕካሽኩላን (kroppkarrlsskolan) ኣብ ዝርከብ ኣደራሽ ስፖርት፡ ንሓደ ወርሒ ዝኣክል፡...