ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ሽወደን፡ ከፊላዊ ምስትምሃር ምጅማሩ ከም ዘሻቐሎም፡ መምህራን ገሊጾም። ዝበዝሑ መማህራን፡ ናይ ርሕቀት...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ምምሕዳር ቬርሙላንድ፡ ሓደ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፡ ብመንገዲ ኢንተርኔት፡ 80 ዝኸውን ጾታዊ በደላት ብምፍጻሙ ናብ ፍርዲ...
ብትካል ኖቮስ ዝተኻየደ ዳህሳስ ከምዝሕብሮ፡ ኣስታት 77% ካብ ተቐማጦ ሽወደን ዝኾኑ ሰባት፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ንክውግኡ ድልዋት...
ሎሚ ሓሙስ ንግሆ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሚኒስተር ዕዮን ሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን ኣብ...
ኣብ ሽወደን፡ በቲ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ንመጀመሪያ ግዜ ከምዝተራእየ ዝተነግረሉ ምስ ኮሮና ቫይረስ ተመሳሳልነት ዘሎዎ ሓድሽ ቫይረስ፡...
ካብ ሎሚ ረቡዕ፡ ዕለት 20/01/2021 ጀሚረን፡ ኣብ ስቶክሆልም ዝርከባ ኣውቶቡሳት፡ ቀዳማይ ማዕጾአን ከምዝኸፈታ ተፈሊጡ። በዚ መሰረት፡ ኩሎም...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከባ ብቁጠባውን ማሕበራውን ኩነታተን ድኹማት ዝኾና ከባቢታት ( ሳንኩፍ ከባቢታት) ዝነብሩ ንሓደጋ ዝተቓልዑ...
ካብን ናብን ዮምትላንድ ዝግበር ምንቅስቓስ ናይ ባቡር፡ በረድ ዝዓብለሎ ህቦብላ ክነፍስ ከምዝኽእልን ኣብ ደቡብ ኖርላንድ ድማ ገዚፍ...
ምምሕዳር ስቶክሆልም፡ ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ክዕደላ ተመዲቡ ዝነበረ ብዝሒ ክታበት፡ 50% ጥራይ ከምዝተረከበት ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ...