ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሚካኤል ዳምቤሪ፡ ሎሚ ንግሆ ኣብ ተሌቪዥን ሽወደን ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፡ ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና...
ሃገራዊ ዜና
ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ምስ ኖርወይ ዘራኽበና ዶብ፡ ንሓጺር እዋን ምዕጻው፡ ኣገዳሲ እዩ ክብል ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት...
ቤት ጽሕፈት በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ኣብ ኣተሓሕዛ ጉዳያትን ምሃብ ዉሳነን ዘሎዎ ጉድለት ኣሰራርሓን ብዝምልከት ካብ ወኪል...
ናይ ርሕቀት ትምህርቲ፡ ኣብ ብቕዓት ተማሃሮ ካብ ዝህልዎ ኣሉታዊ ሳዕቤን ክሳብ ሕጂ ዝፈለጥናዮ ጉዳይ የለን ክብል ዳይረክተር...
ጓል 94 ዓመት ሽወደናዊት ሽማግለ፡ ካብን ናብን 140 ኪሎሜትር ብምጉዓዝ፡ ጸረ-ኮሮና ክታበት ዝወሰደትሉ ኩነታት ከም ሓደ ሽግር...
ኣብ መስርሕ ምጉዕዓዝ ፍርያት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ጸገማት ከም ዝተፈትሩ፡ ሓያሎ ምምሕዳራት ሽወደን ሓቢረን።...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ዓለም ዝወረደ ማህሰይቲ ነንበይኑ እኳ እንተኾነ ፡ ንዕኡ ንምፍዋስ ተጀሚሩ ዘሎ መስርሕ...
ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ንምዕጋት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ፡ ዜጋታት፡ ፈጺሙ ኣድላይ እንተ ዘይኰይኑ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም...
ካብ ዴኒማርክ ናብ ሽወደን ዘምርሕ ዝነበረ ጽዕነት፡ ናውቲ ክታበት ኮሮና፡ ብሰብ መዚ ጉምሩክ ዴኒማርክ ከምዝተሃገረ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት...