ዳይሬክተር ኢሚግሬሽን፡ ሚካኤል ረፒንቪክ፡ ነቲ ናይ መንበሪን ዜግነትን ፍቓድ ንምርካብ ዝወስድ መጠን ግዜ ብዝምልከት፡ ኣብ ልዕሊ ቤት...
ሃገራዊ ዜና
ብሰንኪ ኣብ መፍረ ደርሁ ሞንስተሮስ (Mönsterås) ዘጋጠመ መልከፍቲ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ፡ ኣስታት 1.3 ሚልዮን ደርሁ ክቕተላ ምዃነን ድሕሪ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ ሰሜን ስቶክሆልም፡ ሶልና፡ ዝርከብ መቓብር፡ 400 እምነ-መቓብር ከም እተራሰየ ጋዜጣ ዳገንስ ኒሄተር ሓቢሩ።...
ኣብ ዓመተ 2019፡ መጠን ብዝሒ፡ ትሑት ቁጠባዊ ዓቕሚ ዘለዎም ሽወደናውያን (ድኻታት)፡ ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ምብጽሑ ማዕከን ዜና...
ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣብ ሽወደን፡ መጠን ሃልኪ ጸረ-ነፍሳት (antibiotik) ብ 17% ከምዝቐነሰ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...
ብዕለት 26/08/2019፡ ጓል 31 ዓመት፡ ዶክተር ካሮሊና ሓኪም፡ ኣብ ጎደናታት ማልመ ምስ ህጻን ውላዳ እናተጓዕዘት እንከላ ብሓደ...
ብርክት ዝበሉ ሽወደናውያን፡ ናብቲ ኣብ ዒራቕን ሶርያን ዝንቀሳቐስ፡ ዳዕሽ፡ ዝተሰምየ ግብረ ሽበራዊ ጉጅለ፡ ንምጽንባር ናብዘን ሃገራት ከም...
ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣቢሉ፡ ኣብ ከተማ ኦፕሳላን ታቢ (Täby)ን ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ ከይተታሕዘ ዝጸንሐ ገበነኛ፡ ኣብ ዝሓለፈ...
እቲ ብኩባንያ ኣስትራ ዘኒካ ዝፈሪ ዘሎ ክታበት፡ ተቐባልነት ምስ ረኸበ፡ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት፡...