ሎሚ ሰሉስ ዕለት 09/03/2021፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 6:00 ቅ.ቐ፡ ሓደ ኣብ ዕስራታት ዝዕድሚኡ መንእሰይ፡ ተሃሪሙ (ተጎዲኡ) ኣለኹ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ወርሒጥሪ 2021፡ መጠን ጥፈታት ቁጠባ ሽወደን፡ ምስቲ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2020 ዝነበረ ክነጻጸር እንከሎ፡ ብ0.9% ዕቤት...
ኣብ ዕዳጋታት ስራሕ ውሑድ ለውጢ ኣብ ዝተራእየሉ እዋን፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ውን፡ ብዙሕ ለውጢ ከየርኣየ፡...
13% ካብቶም ሕሱር ዝዋግኦም ኤሌክትሮኒካዊ ናውቲ ክሽነን ካብ ዘይተፈልጡ ኩባንያታት ዝዕደጉ መዳወርን (cables)፡ ከም ዓረር (lead)ን ሕንጻይ...
ሽወደናውያን ደቂ ኣንስትዮ፡ ንመጀመርያ ግዜ ድምጸን ክህባ መሰል ዝረኸባሉ ናይ 1921 ምርጫ፡ ሎሚ መበል 100 ዓመቱ የብዕል...
ልዕሊ 1300 ዝኾና፡ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዳ ደቂ ኣንስትዮ፡ ብመንገዲ ኣርቤትስፎርሜድሊን ዘተኣታተዎ ሓድሽ መወዳደሪ ሜላ፡ ስራሕ ክረኽባ...
ኩባንያ መካይን ቮልክስዋገን፡ ንመጠን ብዝሒ ብኤሌክትሪክ ናይ ዝሰርሓ መካይን ኣመልኪቱ፡ ኣብ ዓመተ 2030፡ ክሳብ 35% ከፍሪ መዲብዎ...
ሃገረ ሽወደን፡ ዲጂታላዊ ምስክርነት ክታበት፡ ካብ ዕለት 01 ሰነ 2021፡ ንኽትጅምር ብመንገዲ ሚኒስተር ዲጂታላዊ ስራሓት፡ ኣንደሽ ኢገማን...