በዓል መዚ መልዕሎ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ዘካይዶም ዘሎ ወፍርታት፡ ተወሳኺ ወፍሪ፡ ኣብ ዘይንቀሳቐሱ ንብረት (ኣባይቲ) ከምዝጀመረ ሓቢሩ።...
ሃገራዊ ዜና
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ያበሎቦሪ፡ ኣሰካፊ እናኾነ ምምጽኡ ወከልቲ ምምሕዳራት ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሮም። ኣብ...
ለበዳ ኮሮናን ንዕኡ ንምብዳህ ተባሂሉ ዝወጹ መምርሒታት፡ ንኢንዱስትሪ ቤት መግብታት፡ ብኸቢድ ሃስይወን ይርከብ። ኣብ መላእ ዓመተ 2020፡...
ሓደ መዓልቲ ድሕሪ መስርሕ ምምላስ ክፍሊት ግብሪ ምኽፋቱ፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሽወደናውያን ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤ ከም ዘመልከቱ...
ወዲ 39 ዓመት፡ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፡ ድሕሪ 5 ዓመታት፡ ናብ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ከምዝተመልሰ፡ ኮሚሽን ስፖርት ሽወደን ሓቢሩ።...
ሃገረ ሽወደን፡ ብፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ምኽታብ፡ ንግዚኡ ከምዘቋረጸቶ ድሕሪ ምሕባር፡ እዚ ናይ ምቁራጽ መስርሕ፡...
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ናይ ዓመተ 2021፡ ሽወደን፡ ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር ዝኾነ፡ 250 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት፡ ካብ ኤውሮፓዊ...