ፖሊስን ኣኽበርቲ ሕጊን፡ ዝተወደቡ ጉጅለታት ገበን ካብ ሰባት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ንምምንዛዕ ብኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ ዝተፈጥሩ ስእልታትን ቪድዮታትን ጽዩፍ...
ሃገራዊ ዜና
ባርዕን ምፍሳስ ሓደገኛታት ነገራትን ዘጠቓልሉ ልዕሊ 150 ዝተፈላለዩ ፍጻመታት ኣብ መሳለጥያ ምእላይ ጎሓፍ ፎርቱም ኩምላ– ደቡብ ኦረብሮ–...
መንግስቲ ሽወደን፡ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጽምዎ ጎነጽ፡ ብመጻምድቲ ዝፍጸም ጎነጽ ይዂን ክብሪ ስድራቤት ኣጒዲለን...
መንግስቲ ሽወደን ትንበያ ዝቕባበ ዋጋታት ብምጒዳል፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ቁጠባዊ ዕብየት ክመሓየሽ እዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ገሊጹ።...
ድሕሪ ሳምንታት ንሳልሳይ ግዜ ኣገልግሎት ባቡር ሽወደን ኣብ ማእከላይ መደበር ስቶክሆልም ምቊራጽ ኣጋጢምዎ። እዚ ምቊራጽ ዘጋጠመ ትማሊ...
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ኤጀንሲ መግቢ ሽወደን፡ ሽወደናውያን ዘህልኽዎ መጠን ጨው ኣይነከየን ። ካብ ዓሰርተ ሕማም ወቕዒ እቲ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኣብ ልዕሊ ጥርጡራት ገበነኛታት ዝጸንሐ ሜላ ኣታሕዛ ይቕይር ብምህላዉ ጒጅለታት ገበን ወጻኢ ከም ቀደሞም...
ባይቶ ሽወደን–“ሪክስዳግ” ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ዓመት ብመንግስታት ሽወደንን ኣመሪካን ዝተኸተመ ብዙሕ ዘተ ዝተገበረሉ ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል (DCA)...
ኣብ ቤተ መዘክር ስቶክሆልም ዝተነብረት ኣብ መበል 17 ክፍለ ዘመን ኣብ መዓል ዝነበረት መርከብ ውግእ ቫሳ ንምድሓን...
ንስራሕ ናብ ሽወደን ዝመጹ ሰባት ቁጽሮም እናወሰኸ ይኸይድ እኳ እንተሎ ደቆም 18 ዓመት ምስ መልኡ ካብታ ሃገር...