ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ 1594 ሰባት፡ ካብ ስራሕ ክሰናበቱ ምዃኖም ተሓቢሮም ክብል ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ሓቢሩ ክብል...
ሃገራዊ ዜና
ንማሕበራዊ ማዕርነትን ኣንጻር ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝካየድ ተባዕታዊ ዓመጽ ንምውጋድ ብዝብል ተበግሶ፡ ብዘርኣየቶ ጻዕርን ስራሕን፡ ፕረዚደንት ማሕበር...
ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም ዝረአ ዘሎ ብዝሒ ናይ እስኩተራት፡ ሰማይ በጺሑ ከምዘሎ ዝገለጸ ቦርድ መጓዓዝያ ስቶክሆሎም፡ ወነንቲ እስኩተራት...
ትማሊ ሰንበት፡ ኣብ ኢንኸደ፡ ኦሽታን ቫንቶርን (ደቡብ ስቶክሆሎም) ዝርከቡ ኣስታት 3 ሽሕ ኣባይቲ፡ ካብ ሰዓት 2፡30...
ግዳያት ናይቲ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላላፍ– ሕማም ፍንጣጣ– ብናህሪ ይውስኹ ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። እዚ...
ኤጀንሲ ስደተኛታት: ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ ኣፍጋናውያን ሓተትቲ ዕቚባ ፍቓድ መንበሪ ክወሃቦም ከም ዝግባእ: ሴቭ ዘ ቺልድረን (ህጻናት...
መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን...
ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...