ብርክት ዝበሉ ወሃብቲ ስራሕ፡ ንደለይቲ ስራሕ፡ ናይ ርሕቀት ስራሕ ዝሰርሑሉ ዕድላት እንዳ ፈጠሩ ከም ዝመጹ ተሓቢሩ ክብል...
ሃገራዊ ዜና
ካብ ታሕሳስ 28 ጀሚሩ፡ ኣብ ልዕሊ 150 ኪ.ሜ ርሕቀት ዘለዎም፡ ብህዝባውያን መጓዓዝያታት ንዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ካብ ኮቪድ-19...
ምምሕዳር ዳላርና፡ ካብ 1 ጥሪ ጀሚሩ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ክታበት ምስክር ወረቐት ምሕታት ከተኣታቱ ምዃኑ ኣፍሊጡ ክብላ ጋዜጣታት...
ሽወደን ነቶም ኣብ ማሊ ዝዋግኡ ዘለው ዕሱባት ሩስያውያን ብዕሊ ከምዝነቐፈት ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ዋግነር...
ሽወደን፡ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት ካብ ትኸውን፡ ምስ ዓለምለኻውን ምስ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝተሓሓዙ ስራሓት እንዳበዝሑ እዮም መጽዮም። ኩለን...
ኣስታት 6,000 ሰባት ካብ ፎርሼክሪንካሳን ክረክብዎ ዝግበኦም ናይ ካሕሳ ክፍሊት ቕድሚ በዓል ልደት ክቕበልሉ ዝክእሉ ግዜ ከምዘይብሎም፡...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,355,704 በጺሑ...
ሽማግለ ናይ ቅዋም (Committee on the Constitution – KU) በቲ ባይቶ ዝምረጽ ኮሚቴ ኾይኑ ናይቶም ሚኒስተራት ኣፈጻጽማ...
ዋላ’ዃ ብቁሩብ እንተቐነሰ፡ ዋጋ ጸዓት ኤሌክትሪክ ኣብ ሽወደን፡ ቕድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣብ ዘይፍለጥ ደረጃ ‘ዩ ዘሎ። እዚ...
ኣብ ምምሕዳር ቬስትራ ጎትላንድ፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ-19፡ እንዳወሰከ ይቕጽል ኣሎ። ዝሓለፈ ሰሙን 36 ሚኢታዊት ተወሰክቲ ሓደሽቲ ሉኩፋት...