ብመሰረት ካብ ኣፈናዊ መሐበሪ ስታትስቲክስ ሽወደን ዝተረኽበ ጸብጻብ፡ ኣብ ሽወደን ዘሎ ሓፈሻዊ ዘቤታዊ ፍርያት ማለት GDP ምስቲ...
ሃገራዊ ዜና
ሚኒስተር ምክልኻል: ፔተር ሁልትክቪስት: ነቲ ትካል ጸጥታ ሽወደን ምስታ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛ ተተሓሒዙ ንዝተፈጥረ ዘሕፍር ፍጻመ (cleaning...
ኣገልግሎት ንኽህቡ ዝተፈቕደሎም ቤት መግቢታት: እንተደንጎየ ሰዓት 11 ናይ ምሸት: ክዕጸው ምዃኑ ቀዳመይቲ ሚኒስተር: ማግዳሊና ኣንደርሶን: ኣብ...
ዓቃቢያውያን ሰልፍታት (the conservatives): ብዛዕባ ግዜያዊ ምንካይ ግብሪታት ናይ ጸዓት ብዝምልከት ግዜያዊ እማመ ነቲ ባይቶ ከቕሩቡ ምዃኖም...
ኤክስፕሬሰን (Expressen’s) ዝባሃል ማዕከን ዜና ድሕሪ ዘውጾ ሓበሬታ፡ ትካል ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን (Swedish Security Service)፡ ኣብ ሓደ...
ከም ክኢላ ሜትሮሎጂ ማግኑስ ዮኤልሶን እንተድኣኾይኑ፡ እዚ ሰሙን ብዘይ ብዙሕ ምልውዋጥ፡ ብልሙድ ኩነታት ኣየር ዝጅምር ከምዝኾነ ጸብጺቡ።...
ኣብ ሆስፒታላት፡ ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ብጽኑዕ ናይ ዝሓመሙ ቁጽሪ ሕሙማት ኣዝዩ ይውስኽ ምህላው ተገሊጹ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ልዕሊ...
ከም መዐቀኒ ዋጋታት ናይ ኖርዲክ ጸዓት ኤክስቸንጅ ኖርድ ፑል (Nordic electricity exchange Nord Pool) እንተኾይኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን...