ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ሕብረት ኣውሮጳ ሃገሩ ቅልውላው ዩክሬይን ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ክረክብ እዩ ኢላ ብጽኑዕ ከም እትኣምን ን...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ብሪጣንያ ዝመደብሩ ቤተፈተነ JET ክልተ ዓይነታት ሃይድሮጅን ዝተባህለ ባእታ ብምውህሃድ ዝረኸቦ መጠን ጸዓት ብምትዕጽጻፍ ናይ ባዕሉ...
ናይ ሕማም መልቀቒ ፍቓድ ካብቲ ለበዳ ንላዕሊ ዓብዪ ሽግር ኮይኑ ምህላዉ ሃሓፊ ቆንስል ከተማ ኦስሎ ሬይመንድ ጆሃንሰን...
ካብ ዓመታት 2020 ክሳብ 2021 ኣብ ዝነበረ ሓደ ዓመት ብማእከላይ ግምጋም ደሞዝ ኖርወይ ብ 4.2% ምውሳኹ ተገሊጹ።...
ሽወደን ን ገለ ክፋል መምርሒታት ተተኮስቲ ኣጽዋራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብዘይምኽባራ ኮሚሽን ኣውሮጳ ክኸሳ ኣፍሊጡ። ምውሳኑ እዚ መምርሒ...
ትማል ረቡዕ ኲሎም መምርሕታት ኮቪድ-19 ከም እተላዕሉ ተገሊጹ። እንተኾነ ግና ሰለስተ መምርሒታት ሕጂ’ውን ተግባራውያን ኮይነን ክቕጽላ እየን...
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ዋሕዲ ለገስቲ ደም ብሃገር ደረጃ ዋሕዲ ማዕከ ደም ኣጋጢሙ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። በቲ...
ብመስረት እቲ ኣብ ዝመጽእ ሓምለ 20 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ዝተኣታቶ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግሬሽን ሽወደን እቲ ቅድሚ...
አጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ኣብዚ ዓመት ዝኣተወን ብቚጽሪ ዝበዝሐን እተባህለሉ ምምልካት ዜግነት ኣመልኪቱ ውሳነክህብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እዚ ዝኸውን...
ሃገረ ታይላን ነቲ ብማሪዋናን ካናቢስን ዝፈለጡ መደንዘዚ ዕጸፋርስ ሕጋዊ ዝርግሐ ንኽህልዎ ዝድንግግ ሕጊ ወግዓዊ ንምግባሩ ብዙሕ ስድጉምቲ...