ሎሚ ረቡዕ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ፊንላንድ ሳና ማሪን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣብ ስቶክሆልም ተራኺበን ብዛዕባ ጸጥታዊ...
ሃገራዊ ዜና
ኣብ ወርሒ መጋቢት ብጠቕላላ 207,000 ናብ ኣገልግሎት ህዝባዊ ሽቕለት ከም እተመዝገበን እዚ ድማ ዝለዓለ ቊጽሪ ምዃኑን ተገሊጹ። ተንታኒ...
ብዓርቢ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ሊበራል ብፍቓዳ ዝወረደት ንያምኮ ሳቡኒ ድሕሪኡ ንመጀመራት ግዜኣ ን TV4 ኔስትሞርገን ቃለመጠይቕ ጌራ’ላ። ሳቡኒ...
ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ናብ ሲነማ ፊልምስታደን ናይ ባዕልኻ መግቢ ጥዕሞት መግቢ ሒዝካ ምምጻእ ከም እተከልከለ ጋዜጣ ፎክብላዴት...
ድሕሪ ሕርሲ ናይ ኣእምሮ ጸገም ንዘጋጥመን ቦካራት ፍሉይ ናይ ክንክን ውጥን ዘለወን ዞባታት ብቚጽሪ ዝወሓዳ ምዃነን ተገሊጹ። እዚ...
ንያምኮ ሳቡኒ ብፍቓዳ ካብቲ ንሰለስተ ዓመታት ዝመርሓቶ ሊበራላዊ ሰልፊ ብዓርቢ ምውራዳ ፖለቲካ ሽወደን ሓድሽ ቅርጺ ንኽሕዝ ዝድርኽ እዩ...
ፊንላንድ ኣባል ነቶ ንምዃን እንድሕሪ ሓቲታ ሽወደን እውን ተመሳሲሊ ውሳነ ንኽትወስድ ናይ እወ ድምጺ ክህብ ምዃኑ ቦርድ ዴሞክራስያውያን...
ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቂተባዕትዮ ሽወደን ኣብ ቐጠር ኣብ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ንምስታፍ ኣብ መጻረዪ ውድድር እኳ እንተተረፈት፡...
ብሰንኪ ሎሚ ንግሆ ዝወደቐ ከቢድ ውርጪ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ናይ ትራፊክ ዕልቕልቕ ክኽሰት፡ ከምኡውን ኣውቶቡሳትንባቡራትን ጒዕዞአን ክስርዛ...
ብዛዕባ ምልዋጥ ክሊማ ዓለምና ተግባራዊ ስጒምቲ እንወስደሉ፡ ዋዒ ዓለምና ናብ ቅድሚ ኢንዱስትርያዊ ደረጃ ማለት 1.5° C ክውሰን እንገብረሉ...