ተመራመርቲ ሽወደን፥ ካብ ዝዓሰወ ሕብስቲ ዓለባ የዳልዉ ምህላዎም ተገሊጹ። ኣርባዕተ ዓመታት ይገብር ዩኒቨርሲቲ ቦሮው ነዚ ፕሮጀክት ብምድላዉ...
ዜና
ኣብ 2022 ዝወጹ ኣስታት 27,000 ፓስፖርትን 6,000 መለለዪ ወረቓቕትን ብዋናታቶም ስለ ዘይተወስዱ፥ ክስረዙ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ። “እዚ...
ዕድሜኦም ትሕቲ 26 ዝኾኑ ልዕሊ 300 ነጠፍቲ ክሊማ፡ እንተላይ እታ ህብብቲ ግሬታ ቱንባሪ፡ መንግስቲ ክሊማዊ ለውጢ ንምቅላስ...
ወሰኽ ኣበል ኣባይቲ ናይቶም ቆልዑ ዘለዎም ድራቤታት፡ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክናዋሕ ተጌሩ ምህላዉ መንግስቲን ሰልፊ ደሞክራሲ...
ካብቶም ንሩስያ ሓበሬታ ትሸጡ ኔርኩም ተባሂሎም እተኸሰሱ ክልተ ሽወደናውያን ኣሕዋት፡ እቲ ዝነኣሰ ንሩስያ ጸጥታዊ ሓበሬታ የቐብል ምንባሩ፡...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን–ሳፖ–ድርብ ዜግነት ወይ ምስ ካልኦት ሃገራት ርክብ ዘለዎም ሰባት፡ ኣብ “ጸጥታዊ ኣገዳሰት ዘለዎም” ስርሓት ክቚጸሩ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት ኣብ “ውሑስ ኣባይቲ ክንክን መንእሰያት’ ልዕሊ 200 መጥቃዕቲታት ጾታን ምግሃስን ከም እተፈጸሙ ሓደ...
ሽወደን ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትከውን ብምድጋፍ ባይቶ ኣድሚጹ። 269 ኣባላት ባይቶ ነዚ ብምድጋፍ “እወ” ከድምጹ እንከለዉ፡...
ብቕድሚ ትማል “በይነ መንግስታዊ ፓነል ክሊማዊ ለውጢ” ጸብጻቡ ክሊማዊ ለውጢ ዕላዊ ጌሩ። ድሕሪዚ ጸብጻብ ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት...
“ፓነል ክሊማዊ ለውጢ ው/ሕ/ሃ” ንክሊማዊ ቅልውላው ኣመልኪቱ፡ ዝሓለፈ ሰኑይ ጸብጻቡ ዕላዊ ጌሩ። እቲ ትካል ኣብ ጸብጻቡ፡ ህሉው...