ኣዝዩ ስሙይ “ቮድካ” ሽወደን–ኣብሶሉት–ዳግማይ ናብ ሩስያ ሰደድ ክግበር እዩ። ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን እዚ...
ዜና
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ን ጓል 74 ዓመት ብሪጣንያዊት ሕምምቲ “ኣልዜይመርስ” ኣመልኪቱ ኣውጺእዎ ዝነበረ ናይ ምስጓጒ...
ዝተፈትሓ ደቀንስትዮ ኣውሮጳ–ብፍላይ ድማ እተን መበቆለን ካብ ማከላይ ምብራቕ ዝኾነ ደቀንስትዮ–ኣብ ቲክቶክ ብዙሕ መድሃልቲን ጸርፊን ይወርደን ምህላዉ...
ኣፍረይቲ ንጻፍ ምድሪቤት፡ መሳዂቲን መዓጹን ገለ ሰራሕተኛታት ከሰናብቱ ምዃኖም–ክፍሊ ኢንዱስትሪ እቲ ጽላት ኣተሓሳሲቡ። እዚ ክገብር ዝወሰነሉ ምኽንያት...
ሓለዋ ገማግም ኢጣልያ፥ ኣብ ገማግም ሲሲሊ፡ ክልተ መጠነ ሰፊሕ ስርሒታት ብምክያድ 1200 ስደተኛታት ዝጸዓና ጀልቡ ካብ ምጥሓል...
ዩክሬይን ንዓለም ኣይተድልያን እያ፡ ስለዚ ድማ ምሉእ ብምሉእ ክትጠፍእ ጥራይ እዩ ዘለዋ፥ ክብል ምክትል ኣቦመንበር “ቆንስል ጸጥታ...
ሰብመዚ ኖርወይ ኣብ መንጎ ሩስያን ፊንላንድን ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣኻልብ ዘሰጋግር ውድብ ምህላዉ ቃልዕ ጌሮም። ትምዩን ሰነድ፡ “ማይክሮቺፕስ”...
ምምሕዳራት ከተማ ን ክራይ ኣባይቲ ዝኸፍላኦ ዘለዋ መጠን ገንዘብ፥ ኣብዚ ዓመት ኣዝዩ ምውሳኹ ተፈሊጡ። በዚ ድማ ኣብ...
ኲናት፡ ዝቕባበን ክብሪ ዋጋ መግቢን ን ሸመታ መግቢ ሽወደናውያን ይጸልዎ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ጽልዋ ብፍላይ ኣብ ስጋ...
ፊንላንድ ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ቀትሪ ብዕሊ ኣባል ኔቶ እናኾነት፥ ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ስቶክሆልም ናብ ሚኒስትሪ ምክልኻል...