ኣባል ባይቶ ሰልፊ ደሞክራሲ ዝኾነት ኤላ ዊዲን፥ ነቲ ሰልፊ ብፍቓዳ ትገድፎ ምህላዋ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ገሊጻ።...
ዜና
ዓሰርተታት ኣሽሓት ናእሽቱ ዓሳታት ሳልሞንን ትሮታን ትማል ናብ ማያት ስቶክሆልም ተፈንዮም። እዚ ካብ ዝጅመር ሓሙሳ ዓመታት ዝገበረ...
ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ ሳመር፥ ስሩዓት ነርስታትን ካልኦት ሰራሕተኛታቶም ንዕረፍቲ ስለ ዝወጹ፡ እዚ ሃጓፍ ንምሽፋን እኹላት ነርስታት ንምቚጻር...
ኣብ ዝሰፍሐ ክፋል ሽወደን ንሕክምና ኣስናን መስርዕ ምሓዝ ክህሉ ከም ዝኽእል፥ በዚ ድማ ክሊኒካት ን ህጻናት ክንክን...
ኣብ ዓውዲ “ኣርቲፊሻል ኢንተሊጀንስ” ዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ን ህይወት ዓሌት ወዲሰብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ይኸውን ምህላዉ፥ ኣቦ...
ኣብ ማዕከን ኢንሹራንስ ሽቕለት ኣልቦነት ብምኽንያት ዝተኸስተ ነዊሕ ናይ መስርሕ እዋን፡ ሰባት ገንዘብ ክወሃቡ ድዮም ኣይወሃቡን ንምፍላጥ፥...
ቤተሰብ ኣባላት ጒጅለታት ገበን፥ “ቤትኩም ብፈንጂ ከነዕንዎ ኢና” ዝብል ምፍርራህ ይመጾም ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። በዚ ድማ፡...
ወተሃደራዊ ልምምዳት “ኦሮራ-23”፥ ኣብ መላእ ሽወደን ኣብ ዝካየድሉ ዘሎ እዋን፥ ገለ ካብዚ ልምምዳት ናብ ከተማ ስቶክሆልም...
ኣብዚ ዓመት ኣብ ሽወደን ዘይንቡር ብዝሒ ምፍንጃራት ከም እተኸስተ ተገሊጹ። እዚኣቶም ኲልሳዕ ምስ ግርጭታት ጒጅለታት ገበን እተተሓሓዙ...