ብ ደቡባዊ ሽወደን ማእከላይ ኣንገልሆም ጓል 10 ዓመት ህጻን ብስሕለት ብብርቱዕ ተጎዲኣ ተረኺባ። በዚ መጥቃዕቲ እተጠርጠረት 34...
ዜና
ዝሓለፈ ዓርቢ፥ ግረታ ተንበሪ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ ሽወደን ንክሊማ ኣመልኪታ ናይ መወዳእታ ናይ ቤት ትምህርቲ መመረቕታ ተቓውሞኣ...
ወተሃደራት ዩክሬይን፥ CV90 ዝዓይነተን ድሩዓት መካይን ብኸመይ ከም ዝጥቀሙ ሕጽር ዝበለ ስልጠና ይወሃቦም ምህላዉ፥ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ፋርሽታ–ስቶክሆልም–ድሕሪ ዝተኻየደ ናይ ጥይትን ስሕለትን መጥቃዕቲታት ሰባት ምሟታምን ምቚሳሎምን ተገሊጹ። በዚ መጥቃዕቲ፥ ወዲ...
ኣብ ሽወደን ብኤለትሪክ ዝሰርሓ ላምብሬታ ብዝምልከት ገለ ቊጽጽር እኳ እንተተገብረ፥ ዛጊት ብዙሓት ሰባት ነዘን ላምብሬታ ንምዝዋር እንታይ...
ህዝቢ ብዛዕባ ርትዓዊ ዋጋን ረብሓታትን ብኤለትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ፥ ትጽቢት ካብ እተገብረሉ ንላዕሊ ግንዛበ ይረክብ ምህላዉ ኤጀንሲ መጓዓዝያን...
ትሽዓተ ኣባላት ኤምባሲ ሩስያ ካብ ፊንላንድ ናብ ዓዶም ክባረሩ እዮም ተባሂሉ። ፕረሲደንት እታ ሃገር ሳውሊ ኒኒስትሮ፡ ከምኡ’ውን...
ኣብ ዒራቕ ብግብረሽበራዊ ውድብ ዳዕሽ እተፈጸሙ ገበናት ንምምርማር ዘኽእል ጭብጥታት ንምእካብ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ፥ ሽወደን ልዕሊ 21...
ሰራሕተኛታት፥ ቅድሚ እብረ ን 11 ሰዓታት ከዕርፉ ዝብል ሕጊ-ስራሕ ኣውሮጳዊ ሕብረት፥ ካብ ዝመጽእ ኣየት ኣትሒዙ ተግባራዊ ክኸውን...