ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ከምዝሓበሮ ዓመታዊ ስጋብ 21000 ሽሕ ዝኣኽሉ ስደኛታት ከምዝቕበልን እዚ ድማ ንጽቕጽል ክልተ ዓመታት ብኸምኡ...
ዜና
ቊጽሪ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቚባን ጀርመን 2 ሚልዮን ከም ዝበጽሕ ተገሊጹ። ኣብ መወዳእታ 2018 ቊጽሪ ስደተኛታት ከባቢ 1.8...
ብምኽንያት ዓመታዊ ዕረፍቲ ነርስታት ካብ ሆስፒታላት ብምብኳሮም ሆስፒታላት ሽወደን ብሕጽረት ነርስታት ኣብ ቅልውላው ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ምኽንያት...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ነበር ሚኒስተር ካርል ቢልት ንዝለፋ ትራምፕ ” ኣብ ሕጊ ሽወደን ሌላን ጒሌላን የለን”...
ኣብ ኣመሪካ ምስ ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ጾታዎ ርክብ ዝፈጸመ ናይ ፊልም ተዋሳኣይ ካብ ማእሰርቲ ክፍኖ 1.8 ሚልዮን...
ኣብ ሽወደን ማዕበል ሙቐት ንዝያዳ መዓልታት ክቕጽልን ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ተኽእሎ ባርዕ ክኽሰት ዝለስኽእል ዝይዳ ጥንቃቐ ክግበር...
“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት...
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብደርዘናት ዝቚጸሩ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምጥሓሎምን ብዙሓት...
ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ጒዳዩ ብቤትፍርዲ መዓልቦ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ቤትማሕቡስ ክጸንሕ ብቤት ፍርዲ ሽወደን...
ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ካሪን ኦሎፋዶተር ነቲ ኣብ ነንጐ ኣመሪካን ሽወደንን እተኸስተ ቅልውላው ንምክትታል ዕረፍታ ወዲኣ ናብ...