ፊንላንዳዊ ጒጅለ ስቶክማን ነቲ ኣብ ዮተበሪ ዝመደብሩ መኽዘን መሸጣ ኣልባሳት ሊንደክስ ክሸጦ መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ። እዚ...
ዜና
ካብ ብዙሓት ተጣበቕቲ ዝወርድ ዘሎ ንቐፌታታት ከይተገደሰ ምምሕዳር ከተማ ስቶኮሆልም ንስእለ ጽዩፍ ( ፖርኖግራፊ)ን ጎነጽን ዘሳስዩ መርበብ...
መንግስቲ ሽወደን ናይ ኲሎም ዓይነታት ህዝባዊ መጓዓዝያ መሸጣ ቲኬት ብዛዕባ ዝወሃሃደሉ ኣገባብ መጽናዕቲ ኣብ ምክያድ ከም ዝርከብ...
ብሰንኪ ጽገናን ምትዕርራያት ሻምብቖ ማያት ፈሳሲ ብዙሓት ጠንቂ ጥዕና ዝኾኑ ባእታታት ንምክልኻል በዓለ መዚ ጥዕና ምምሕዳራት ቦክስሆልመንን...
ካብ 4 ክሳብ 10 ኣብ ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝረአ መጠን ምኽራሽ ኣብ ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማ ስቶክሆልም ብናህሪ እናዛየደ...
ኣብ ከተማ ሸለፍትዮ ዝህነጽ ዘሎሓዱሽ ፈብሪካ ባተሪ ሽቅለት ኣልቦነት ኣብ ምንካይ ዓቢ ተራ ክህልዎ ሙዃኑ ተገሊጹ። እዚ...
ሓደ 32 ዝዕድሚኡ መንእሰይ ኣብ ናይ 70 ኪ.ሜ ኣስፋልት ብ 152 ኪሎሜትር ፍጥነት መኪና እናዘወረ ተታሒዙ ናብ...
81 ስደተኛታት ብሰንበት ድሕሪ ካብ ባሕሪ ምድሓኖም ብ SOS መድሕን ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ሰባት ቊጽሮም ናብ 251...
ሎሚ ኣብ ከተማ ሃልምስታድ ኣብ ስደተኛታት ዝነብሩሉ መዕቕቢ ብዝተካየደ መጥቃቲ ክልተ ሰብ ቆስሊሎም። ፖሊስ እዛ ከተማ ን...