ምምሕዳር ኦፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ማሕበራዊ ድሕነት 700 ሚልዮን ክሮና መዲቡ ተባሂሉ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ናይ...
ዜና
ሎሚ ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ሞንኮ ኣብ ዝተካየድ ምውዳቕ ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ 2019/20 ን 24 ጋንታታት ኣብ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ገጽ ዘዘልያ ካሜራታት ጽኑዕ እገዳ ኣንቢሩ ተባሂሉ። ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓንቲ ቤትትምህርቲ ሽወደን ሕጊ ምክልኻል...
መንግስቲ ቊጽሪ ካርድ ካብ ወረቐት መንነቶም ክሓብኣሎም ፖሊስ ሽወደን ሓሳብ ኣቕሪቦም። ፖሊስ ነዚ ዝሓተቱ ኣብ ጒጅለታት ገበን...
በዓል መዚ ማይግሬሽን ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ንፍቓድ ስራሕ ዘመልክቱ ሓድሽ መመልከቲ ፎርም ከምዘዳለወ። እዚ ኣብ ነሓሰ 15...
ቊጠባ ሽወደን ብምኽንያት ዓለማዊ ንግዳዊ ቊርቊስን ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ዝሕታለ ምርኣዩ፥ እንተኾነ ግና መንግስቲ እኹል...
ማይክሮሶፍት ጥቓ ማልም ማእከል ዳታ ተኺሉ ተባሂሉ። ማይክሮሶፍት ካብ ማልም ውጽእ ኢልካ ኣብ ስታቫንስትሮፕ ገዚፍ ወፍሪ ብምግባር...
በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ምስ ምውሳኽ ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ዝመጣጠን ምህናጽ ሓደስቲ ኣባይቲ ዘይምህላዉ ጠቒሱ’ሎ።...
ቮልቮ ከም ኣካል ምቚጣብ ርእሰ ማል 170 ካብ ስራሕተኛታቱ ከሰናብት ውጥን ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ከም ኣካል ናይቲ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ መንጎ ንኣሽቱን ዓበይትን ከተማታት ዘሎ ፍልልይ ቁጠባዊ ጸጋታት ንምምዕርራይ፣ ብዘንቀሎ ሓሳባት ተመርኩሱ ንዝካየድ ዘሎ...