ሃገራዊ ፖሊስ ሽወደን ነቲ ብባይቶኣውያን ሰልፍታት ዝቐረበ ጒጅለኣዊ ገበናት ንሓዋሩ ንምዕጋት ተባሂሉ ንዝቐረበ ህጹጽ ዘተ ብሓጐስ ተቐቢልዎ።...
ዜና
በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ኣብዛ ዝሓለፍት ወርሒ ነሃሰ ጥራይ ካብ ዝተቐበሎም ኣስታት 6833 ን ዘግነት ዝምልከት ሕቶ...
ሃገራዊት ጋንታታት ሽወደን ናብ ደሴታት ፋራኦስ ገይሻ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ ካብ መጀመርያ ምስ ቀዳሞት 11 ዝተሰለፈ ኣለክሳንደር...
ብኣግኡ ዝግበር ምጒዳል ቀረጽ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራብን ዝርከባ ምምሕዳራት ከተማ ንዝቕመጡ ሰባት ኣርባሒ ስጒምቲ እዩ ተባሂሉ።...
ናይ መባእታ መማህራን ጠለብ ምስ ምዕባዩ በዓልመዚ ኣብያተ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ንዘይብሎም መማህራን ናይ ምምራሕ ሓገዝ ብናይ...
ኣብ ምድብ ሽወዓተ ዝተዳላደለት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ሰዓት ካብ 20: 45 ብ ኣቖጻጽራ ሽወደን ናብ ደሴታት...
ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ብጥይት ዝተቐትሉ ሰባት 14 ምብጽሖም እዚ ኸኣ ምስቲ ናይ ዓሚ ዝተቐትሉ 11 ሰባት እንክወዳደር...
ትካላት ግብረስናይ ሽወደን (SIDA) ንውድብ ኣፍሪቃ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ደው የብሎ። ከቢድ ናይ ብልሽውና ምቅላዕ ድሕሪ ምግጣሙ...
ኤውሮጳዊ ማሕበር ስርዓት ምኽፋል ብ ሞባይላት (EMPSA) ከምዝሓበሮ ብ መንገዲ ስዊሽ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮፓ...
ሰልፊ ማእከል ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ዘቕረቦ ሃብታማት ምምሕዳራት ከተማ ንድኽይ ዝበላ ምምሕዳራት ክሕግዛ ዝብል እማመ ብምድጋፍ...