ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣገልግሎት ግምሩኽ ሽወደን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ብረታት ንምዕጋት 110 ሚልዮን ክሮነር ከም እተመደበሉ ተገሊጹ’ሎ።፡...
ዜና
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፈን ሉፈን ፖሊሲ ምጥርናፍ ስድራቤት ጥብቅና ከም ዝቘመሉን ንጒጅለታት ገበን ክቃለስ ምዃኑን ብሰሉስ ኣብ...
52 ኣላዪ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ዝረከብዎም ካብ ሃገራት ኤርትራ፤ ኢትዮጵያ፤ ሶማልያን ሱዳንን ሎሚ ጣልያን ኣትዮም። ካብዞም ጥልያን...
ሓላፊ ሰልፊ ሰንትራል ኣነ ሎወ ኣብ ዝሓበሮቶ ምስ መራሒ መንግስቲ ኣብዚ ዝቕጽል ዓመት ን ናይ ኣእምሮ ጸገም...
ሓደጋታት ትራፊክ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ስኮነ (Skåne) ብርኡይ ከምዝነከየ ተገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምክንያት...
ሓድሽ ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ኣብዚ ገለጾ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሽወደን ድሕሪ ዓመት 2011 ሽቕለት ኣሎቦነት ኣብ...
ኣብ መንጐ ጒጅለታት ገበን ዝፍጸም ግርጭታት ኣዝዩ ምጽንካቱን ቅርዳምነት ናይ ቀዳምነታት ፖሊስ እናኾነ ምምጽኡን ሓላፊ ፖሊስ ሽወደን...
ሰበስልጣን ምምሕዳር ከተማ ሆግስቢ (Högsby) ማይ እቲ ከባቢ ብሓደገኛ ባክተርያ ተበኪሉ ስለዘሎ ንተቐማጦ እዚ ምምሕዳር ዝኮነ ሰባት...
ብመሰረት ቢዝነስ ሽወደን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ መንጐ ዋሺንተንን ቤይጂንግን ዘሎ ጽንኲር ውድድር ንግድ ኣብ ቻይና ንዝርከባ...
ኣርባዕተ ሰልፊታት ቆንስላት ምምሕዳር ከተማ ሶልቨስቦርይ (Sölvesborg)ብኤጀንሲ ማይግሬሽን ናብአን ዝምደቡ ሓደስቲ ሰብ መንበሪ ፍቓድ ክወስዳ ፍቓደኛታት ዘይምዃነን...