ኣኽበርቲ ሕጊ ጣልያን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሰሜናዊ ሊብያ ስደተኛታት ኣሳቒኹም ብዝብል ጥርጣረ ንሰለስተ ሰባት ብሰኑይ መዓልቲ ኣብ...
ዜና
ብመሰረት ሓበሬታ ፕረስ ሪፖርት መንግስቲ ሽወደን ንዝመጽእ ዓመት ሽግር መንበሪ ኣባይቲ ሕብረተስብ ብፍላይ ጸገም ኣባይቲ መንእሰያት ንምፍታሕ...
ካብዚ ዝቕጽል ዓመት ጀሚሩ ንጥሮተኛታት ግብረ ብምንካይ ተወሳሒ ገንዘብ ን መሸፈኒ ውጻኢታት ክራይ ገዛ ካልእ ክወሃቦም ሙዃኑ...
ውድድራ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮፓ 2019/20 ሎሚ ምሸት ብዝካየድ ሸሞንተ ውድድራት ብወግዒ ክጅመር እዩ። ካብ ናይ ሎሚ ምሸት...
ሎሚ ንግሆ ሓደ ፖሊስ ብገበን ንዝድለ ሰብ ናይ መርመራ ጒዳይ ወዲኡ ናብ ቤቱ ከባቢ ግሪቲታን እናኣተወ ብስሕለት...
ሰልፊ ሞደራትና ዱካናት መሸጢ ኣልኮላዊ መስተ ( Systembolage) ሰንበት ክኽፈታ ከም ዝደልዩ ይገልጹ።፡ ሰባት መኣስ ክሰትዩ ይደልዩ...
ኣብ ካልኦት ሃገራት ዝተወልዳ ደቀንስትዮ ስራሕ ምርካብ ከም ዝሽገርና እዚ ድማ ምኽንያቱ እኹል ምልከት ቛንቛ ሽውደን ስለዘይብለን...
ኣብ ልዕሊ መሳለጥያታት ነዳዲ ስዑድያ ድሕሪ ዝተኻየደ መጥቃዕቲታት ዋጋ ነዳዲ ኣብ ሽወደን ምውሳኹ ተገሊጹ። ዓበይቲ ኲባንያታት ነዳዲ...
፡ኣቐዲሙ ፖለቲከኛ ሰልፊ ስቨርያ ዴሞክራሲ ዝነበረ ስቴፋን ጃኮብሰን ብምኽንያት ፋይናንሳዊ ምጥፍፋእ ተኸሲሱ ናብ መጋባእያ ቀሪቡ’ሎ። ንሱ ብመልክዕ...
ብ መሰረት ሓቤሬታ ማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን SMHI ኩነታት ኣየር ቀውዒ ኣብ ሽወደን ብ ፍላይ ኣብ ሰመናዊ...